ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፊ ቤት ዕዮ ብፁእ ወቅዱስ ፓትርያርክን ላዕለዋይ መምርሒ ርክብ ወፃኢን፣ ሊቀ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከት ድሬዳዋን ጅቡቲን ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ(ዶ/ር ) ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም። ብፁእነቶም ንነዊሕ እዋን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሓገዝ ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ ክጅመር ኢዩ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ(ድሕሪ ፅባሕ) ክጅመር ኢዩ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ይሳለጥ ኣሎ። ካብ ሽይጣት እቲ መፅሓፍ ዝርከብ ኣታዊ ኣብ ዞባ ባሌ ንዝርከብ “ሶፍ ዑመር ዋሻ” ዝኸውን መሰረተ ልምዓታት ንምህናፅ ከምዝውዕል ተገሊፁ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ “ልዑል ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ” ብምባል ኣሜሪካ ዘውፀአቶ ፀብፃብ ከምዘይትቕበል ኢትዮጵያ ገሊፃ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ “ልዑል ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ተፈፂሙ ኢዩ” ብምባል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ዘውፀኦ ፀብፃብ ከምዘይቕበል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ካፒታል ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ናብ 221 ቢሊየን ብር ክብ ንክብል ወሲኑ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ህንፀት ዘለዉ መሰረተ ልምዓታት ኮርፖሬሽን ባቡር ምድሪ ኢትዮጵያ ንክዛዘሙን ዝተዛዘሙ ናብ ስራሕ ንክኣትዉን ዝተፈቐደሉ ካፒታሉ ናብ 221 ቢሊየን ብር ክብ ንክብል ወሲኑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ “ልኡኽ ዓወታት ናይ ምፅናዕን ፈተናታት ናይ ምሽጋርን እዋናዊን ታሪኻዊን ኣመራርሓታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየት ሃገር ንምፍጣርን ግዕዝይና ንምክልኻልን ህዝብን መንግስቲን ብሕብረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ግዕዝይና ዝፀረየት ሃገር ንምፍጣርን ግዕዝይና ንምክልኻልን ህዝብን መንግስቲን ብሕብረት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ግዕዝይና ኣብ ሃገርና ብዙሕ ዝዝረበሉ ዘሎ ጉደይ ገበን እንትኸውን፤ ኣብ ካልኦት ሃገራት እውን ካብ እዋን ናብ እዋን እናዓበየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሓላቒን ተኸራኻሪን ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Desta Mar 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሓላቒን ተኸራኻሪን ሓለዋ ከባቢ ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ብብዝሃ ህይወት ሳይንትስትነት ዝለዓለ ኣፍልጦ ዝረኸቡ ዶ/ር ተወልደብርሃን፥ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ንግስተ ሳባ ከምኡውን ካልኣይ ብርኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Mar 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓይንና ከፊትና እንተንሰርሕ ዓለም ዘደምሙ ሓያሎ ቦታታት ኣብ ሃገርና ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዝበለፀ ሃገር ኣለና ኢሎም። ስለዝኾነ…