ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ በርኪ ዕድመ መንእሰይነት ንናይ ፅባዕ ዕዉትነት እወንታዊ ስብእና ብምልባስ…
ቢዝነስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር በፂሑ Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ሃፍቱ 1 ነጥቢ 3 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ውሽጢ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተቐማጢ ገንዘብ ምእካብ ምኽኣሉ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣተኣኻኽባ ገንዘብ፣ ምሃብ ልቓሕን ምእካብን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም Desta Apr 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብርዎ ዑደት ብታንዛኒያ ጀሚሮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ታንዛኒያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ዩጋንዳን ኢዮም ዑደት ክገብሩ። ኣይተ ደመቀ ሎሚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃሚ ጉዳይ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዘቲዮም Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ጉዳይ ወፃኢ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብቲ ዛዕባ ምስ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ናብ ትግራይ ኣምሪሑ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕብረት ኣውሮፖ ዳይሬክተር ትካላት ወሃብቲ ሓገዝ ሓውሲ ሰሃራ ኣፍሪካ፣ ኤስያን ላቲን ኣመሪካን ኣንድሪ ኮልማህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ከተማ መቐለ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ትግራይ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ገይራ ኢያ – ቲቦር ናዥ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣሜሪካ ፀገም እንተጋጥማ ብተደጋጋሚ ደገፍ ዝገበረት ሃገር አያ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣፍሪካ ከምኡውን ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲን ውድብን ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትሽዓተ ኣዋርሕ መንግስቲን ውድብን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ብተወሳኺ ምድላው ትልሚ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ዝጠመተ ዘተ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ…
ቢዝነስ ሰላም ባስ ካብ መቐለ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ Desta Apr 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ባስ ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ ዝህቦ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ጀሚሩ። ሰላም ባስ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ብምኽኒያት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣገልግሎት…
ቴክኖሎጂ ኩባኒያታት ሩሲያ ብዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘተ ተገይሩ Desta Apr 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ምስታፍ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ምስ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዘተ ተገይሩ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ ብኣቦ መንበር ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ኢጎር ሞሮኖዞቭ ምስ…