ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ከምእትከፍት ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ፍሊይቲ ልኡኽ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስሎቬኒያ ሬናታ ቬልባር ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ስሎቬኒያ ኤምባሲኣ ኣብ…
ቢዝነስ ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ስርዓት ክፍሊት ነዳዲ ተሽከርከርቲ ናብ ኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምእታው ኣብ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን ደገፍ 100 ሚሊየን ብር ሂቡ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ሰባት ንሰባት ኣብ ዞባ ቦረና ብድርቂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት ዝኸውን 100 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ደገፍ ሂቡ። እቲ ደገፍ ሓላፊ ቢሮ ገንዘብ ክልል ኦሮሚያ ቶሎሳ ጋዳፋ ተረኪበምዎ። 2 ሺሕ 510 ኩንታል ሕሩጭ ዒልዎ፣ 8 ሺሕን 400…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ናይ ምድማር ትውልዲ ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሓዱሽ ወግዒ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta Apr 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሰናዳእ መድረኽ ዘተ ሓዱሽ ወግዒ ሎሚ መዓልቲ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ መድረኽ፥ “ናይ ምድማር ትውልዲ ምህናፅ” ብዝብል መሪሕ ቃል ከምዝካየድ እቲ ቤት ፅሕፈት ገሊፁ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ-ፓርቲ ብልፅግና Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳእቲ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ካብ ዘይሕጋዊን መትከል ኣልቦን ምንቅስቓስ ክቑጠቡ ይግባእ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበገሲን መዛዘሚን ናይ ኩሎም ቅዋማትን ተግባራትን ኢትዮጵያ ህልውና፣ ልዕልነት፣ ምዕባለን ሰላም …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ እግዳት ተነቢሮም Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ምምሕዳር ከተማ ጎንደር ኣብታ ከተማ ሰላምን ልዕልነት ሕጊን ንምርግጋፅ ዓሊሙ ዝተፈላለዩ ክልከላታት ኣንቢሩ። ብመሰረት እዚ 1 . ኣብታ ከተማ ዘሎ ዝኾነ ይኹን ቤት መስተን ሳዕሲዒትን ካብ ሰዓት 3 ምሸት ንደሓር ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ኣሎ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተፈላለያ ትካላት መበል ሓምሻይ ዙር ደገፍ ምግባሮም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ሬዳዋ ሞተርስ ኢንዱስትሪ 15 ሚሊየን ብር ከምዝለገሰ…
ስፓርት ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከካይድ ኢዩ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከምዘካይዱ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ ጋንታ ኣብ ፃንሒቱ ምስ ብሄራዊ ጋንታታት ካሪቢያን ፀወታ ከምዝገብር ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 19 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ረቂቕ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳር ንብረትን መንግስቲ ፌዴራል ብምዝታይ ሰርዓትን ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት…
ቢዝነስ ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Desta Apr 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ከምዝሳጥ ተገሊፁ። እቲ ፎረም፥ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ ተባሂሉ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተመስገን…