ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን-ነበርቲ ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ተዛሪቦም።
ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ኣፍራይነት ናብ ተሓገዝቲ ምቕያሮም ዝተዛረቡ…