ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መንግስቲ ናይ ፕሪቶሪያ ስምምዕነት ሰላም ኣፈፃፅምኡ ንምቅልጣፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ምስጋኑ፥ ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ጃፓን ኣምባሳደር ሳይዳ ሺኒቺ ኣብ…