ስፓርት ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ቼልሲ ኮይኑ Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ብምዃን ከምዝተቖፀረ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ። ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ካብ ዝባረር ድሕሪ ክልተ ዓመት ብግዚያዊነት ዝተቖፀረ እንትኸውን ክሳብ እዚ ውድድር ዓመት መወዳእታ ብጊዜያዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን፥ ሎሚ መዓልቲ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ኣረኪብና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ዘቲዩ Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ መሃሙድ ዓሊ የሱፍ ዘቲዩ። ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራት ብዕምቆት ከምዝተዛተዩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካልኣይ ዙር ደገፍቲ መኣዲ ንሃገር አመስጊኑ። እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ፊቤላ ኢንዱስትሪያል 40 ሚሊየን ብር፣ ኣዳማ ፋብሪካ ሓፂነ መፂን 30 ሚሊየን ብር፣ ብሔራዊ ኮርፖሬሽን ዘይቲ 30 ሚሊየን ብር፣ ሞተር ኢንጂነሪንግ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭድሚር ፑቲን መራሕቲ ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ንክሰሳተፉ ኣንጊዶም። ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካን ሓለፍቲ ትካላት እቲ ዞባን ዝሳተፉሉ ምዃኑ ብምግላፅ፥ በዚ ሕጉሳት ኢና ምባሎም ስፑትኒክ ፀብፂቡ። እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ዝግበር መጓዓዚያ ምድሪ ዳግም ንምጅማር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝግበር መጓዓዚያ ምድሪ ዳግም ንምጅማር ዝዓለመ ዘተ ምስ ዝምልከቶም ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ተሳሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣይተ በርኦ ሀሰንን ኣይተ ደንጌ ቦሩን፥ እቲ ትራንስፖርት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ብምኽኒያት ልምዓት ካብ መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ከረክባ ኢየን Desta Apr 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ብምኽኒያት ልምዓት ካብ ከባቢ “ፍል ውሃ” መረበቶም ንዝተልዓሉ ነበርቲ ኣባይቲ ከረክባ ኢየን። ብመሰረት እዚ፥ 200 ኣባይቲ ንነበርቲ ጉለሌ ፣ ኣራዳን ልደታን ክተሓላለፉ ኢዮም። 5 ነጥቢ 6 ሄክታር…
ቢዝነስ ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ Desta Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ዓለም ኣብ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይ ኣድላዪ ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢ/ር ሃብታሙ ኢተፋ ምስ ዳይሬክተር ዓውዲ ማይ ባንኪ ዓለም ሳሮጅ ኩማርን ጉጅለ ልኡኾምን ዘቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ብብርኪ ሃገር ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን Desta Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ሹመት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ ዛህራ ኡመር ዓሊን መርሚሩ ኣፅዲቑ። እቲ ሹመት ብኣብዝሓ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብምንባብ ካብ ዝርከብ ረብሓ ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኣብ ልምዓት ንክሳተፍ ዕድል ከምዝፈጠረ ተገሊፁ Desta Apr 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ብምንባብ ካብ ዝርከብ ረብሓ ብተወሳኺ ሕብረተሰብ ኣብ ልምዓት ንክሳተፍ ዕድል ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ቱሪዝም ገሊፁ። ልምዓት ቱሪዝም ንምቅልጣፍ ብዙሕ ገንዘብ ከምዘድሊን ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተፅሓፈ መፅሓፍ…