ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ምምሕዳራዊ ነፃነት ዘይምህላዉ ኣብ ልዕሊ ምዕባለ ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ-ፕ/ር ጣሰው ወልደሃና
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ምምሕዳራዊ ነፃነት ዘይምህላዉ ኣብ ልዕሊ ምዕባለ ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ ክብሉ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃና ገሊፆም።
እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ ዓርሰ…