ቢዝነስ ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ Desta Feb 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ "ኢትዮጵያ ተፍሪ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣጀሚረሙዎ። ኣብቲ ክልል ዘለዉ ኣፍረይቲ ዘለውዎም ፍሪያታት ኣብቲ መኽፈቲ…
ቢዝነስ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግ ኩባንያ ናብ ኢንዱስትሪ ፓርክነት ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ኢዩ። ኣብ ክልል ኦሮሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት፣ ስራሕን ፍልሰትን ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ካብ ሰኑይ ጀሚራ ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ። ኣብ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ጉዳያት ስራሕን ሰራሕተኛን ዝሰርሑ ሚኒስትራት ኣብ ሓደ ከምዝእከቡን ኣብ ጂቡቲ ዝተኸተመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ብምትሕበባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ብምትሕበባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ሰላሌ ዶክተር ገናነው ጐፌን ክታሞም…
ቴክኖሎጂ ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኮሚሸን ኣውሮፓ ቲክቶክ ንከይጥቀሙ ተኸልኪሎም። እቲ መተግበሪ ካብ ሞባይሎምን ኮምፒተራት እቲ ኮሚሽንን ንክጠፍኡ ከምዝተኣዘዘ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እቲ ውሳነ፥ ድሕንነት ሳይበር ኮሚሽን ኣውሮፓ ክብ ንምባልን ዲጂታል ሰነዳት ካብ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ይግምግም ኣሎ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአንኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ብዙሓት ፈተናታት እኳ እንተነበሩ ፅዕንቶ ናብራ ነበርቲ ዘቃልሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Feb 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማርቺሀክን ወታደራዊ ኣታሼ ኮሎኔል ጄን ማርክን ተረኺቦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ሃረሪ ኣብ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ Desta Feb 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ ክልል ኦሮሞ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ። ኣብቲ ዞባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ድርቂ ብዙሓት ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ። ብመሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ እትዓሞ ንዘላ ልምዓት ንምድጋፍ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ Desta Feb 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ እትዓሞ ንዘላ ልምዓት ንምድጋፍ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኤጀንሲ ናርዶስ በቀለ፥ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘለዋ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዝተባባዕ ኢዩ ኢለን። ስለዝኾነ እቲ ኤጀንሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ Desta Feb 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካብ ዝተውሃቦም ፈቓድ ንግዲ ወፃእ እናሰርሑ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 44 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ እቶም ስጉምቲ ዝተወሰደሎም ትካላት ካብ ዝተፈቐደሎም ዓውዲ ወፃእ ኣብ ልዕሊ…