Fana: At a Speed of Life!

ምስ ኣሕዋት ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ተኻይዶም- ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣሕዋትን ኣሕዋትን ኣፍሪካዊያን ብዝበለፀ ዘቀራርቡ ዘተታት ጎኒ ንጎኒ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝተኻየዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ…

ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ቻይና፥ ቤጂንግ ኣቲዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ፃንሒቱ ኣብ ምትሕብባር ጉዳያት ንግዲ፣ ኢንቨሰትመንትን ኢኮኖሚን ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ምስ…

ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ከምዘለዉ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን በዓል ሞያ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃብቱ ማሞ፥ እቲ ዕድል ንምምላስ ምስ መንግስቲ፣ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ስቪክ ኣብያተ ምኽሪን ካልኦትን ዝግበሩ…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ምክኻል ሃገር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣብረሃም በላይን ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄኔራል ኣበባው ታደሰን ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ዓውደርእይን…

ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 የካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ሃንደበታዊ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ጆ ባይደን ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ኣብ ዝተፈላለዩ  ዛዕባታት ብምድሃብ ክላዘቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ፕሬዚዳንት…

ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መኘበል 30 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝተሳተፉ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ሃገሮም ተፋኒዮም። ብመሰረት እዚ መራሕቲ ኬንያ፣ ሴኔጋል ፣ ሩዋንዳ፣ ሞሮኮ፣ ማዳጋስካር፣ ኣልጄሪያ፣ ኮንጎ፣ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ቻድ ፣ ጋና ቦትስዋና፣ ናይጄሪያ፣…

ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ፈተነ ሚሳኤል ሎሚ ንጎሆ ኣካይዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ተወሳኺ ፈተነ ሚሳኤል ከምዘካየደት ተገሊፁ። ፒዮንግያንግ ኣብ ወሰን ምብራቓዊ ባሕሪ ፈተነ ሓፂር ርሕቐት ባለስቲክ ሚሳኤል ከምዝገበረት ሰብ መዚ ደቡብ ኮሪያ ተዛሪቦም። ሰራዊት ደቡብ ኮሪያ እውን ንክልቲኦም ፈተነታት ሚሳኤል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ንዘመዝገቡ ተምሃሮን ኣብያተ ትምህርቲን ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2014 ዓ.ም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ልዑል ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ንዘመዝገቡ ተምሃሮን ኣብያተ ትምህርቲን ኣፍልጦ ተዋሂቡ። እቲ ዝተውሃ ኣፍልጦ፥ ንተምሃሮ፣ ኣብያተ ትምህርቲን ክፍለ ከተማታተን ከምዝኾነ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ሜጀር ኣውፖ ጄሲካ ኣሉፖ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ዞባዊን ክልቲአዛዊን ዛዕባታት ዝጠመተ ከምዝነበረ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ምዝዛሙ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት 13፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሳለጠ መበል 36 መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ምዝዛሙ ገሊፁ። እቲ ግብረ ሓይሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እቲ ጉባኤ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽአሉ ስራሕቲ ምስ መገዲ ኣየር…