Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኢትዮጵያ ናውቲን ጉጅለ ህይወት ኣድሕንን ንቱርኪ ከምዘበርከተት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሰንኪ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብዝጠፍአ ህይወት ሰብን ዝዓነወ ንብረትን ዝተሰመዖም ዓምዩቕ ሓዘን ንፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሬሴፕ ታይፕ ኤርዶጋን ብቴሌፎን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ ዝቐርብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ውሕመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ክፋላት ማሕበረሰብ ዝቐርብ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብላ ኣብ ወድብ ሕቡራት መንግስታት ፍልይቲ ልእኽቲ ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴት ገሊፀን። ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላም ንምምፃእ መንግስቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቱርኪን ሶሪያን ናብ ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝግበር ሰብኣዊ ሓገዝ ናይ ምጉዕዓዝ ከይዲ ተፀንቢሩ። ብመሰረት እዚ ናይ ፅዕነት ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር፥ ካብ ሜክሲኮ ንዝተገበረ 100 ቶን…

ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቱርኪ ምንቅጥቃጥ መሬት ካብ ዘጋጥም ድሕሪ 10 መዓልታት ሰባት ብህይወት ይርከቡ ኣለዉ። ሰራሕተኛታት ነብሲ ኣድሕን ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃዕ መሬት ብኣቦራ ዝተሸፈኑ ከተማታት እንትፀርያ ብህይወት ዝተረፉ ሓደ ህን፣ ሓንቲ ጔል ኣነስተይቲን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ታካጊ ኬይ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ትምህርቲን ጥዕናን ዘለወን ምትሕበባር ክብ ንምባል ኣብ ዘኽእል ዛዕባ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኦዳ ቡልቱም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩንቨርስቲ ኦዳ ቡልቱም ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እተን ትካላት ፅርየቱ ዝሓለወ፣ ብባህጊ ኢንዱስትሪታት ዝቃነ ትምህርቲን ስልጠናን ንምሃብ፣ በፍልጠት፣ ክእለት፣ ኣረኣእያን ሙያዊ ስነ ምግባርን ብቑዕ ዝኾኑ ሰብ ሙያ…

ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ፋሊፔ ኒዪሲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሞዛምቢክ ፋሊፔ ኒዪሲ ኣብ መበል 36 ገባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳነት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንትምህርቲ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተፀወዐ መድረኽ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ንትምህርቲ ተሳቲፋ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፥ ሐልሚ 222 ሚሊየን ህፃናት ዕላዊ ንክኸውን ንሓግዝ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት…