Fana: At a Speed of Life!

ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ የሳልጣ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርክን ኢትዮጵያን ሓዱሽ ሽርክና ንግዲ ንምጥያሽ ዘኽእለን ዘኽእለን ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጣ ኣለዋ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንግዲ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻት ንግዲ ቱርኪ ምስ ኣካላት ማሕበረሰብ ንግዲ ኢትዮጵያ ይሳተፉ ከምዘለዉ…

ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 90 ሚኢታዊት ምብፅሑ ተገሊፁ። እምነ ኩርናዕ እቲ ግድብ ዝተነበረሉ መበል 12 ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮጀክት እቲ ግድብ ካስብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝተትሓዙ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ጌታቸው ረዳ  ርእሰ ምምሕዳር ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንክኾኑ ምሿሞም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴሪኢ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 62(9)ን ኣዋጅ ቁፅሪ…

ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንነበርተን ንክጥዕማ ዘኽእል ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ኣብ ሰትራቴጂ ልምዓት ኣባይቲ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ከተማታት ዘሎ ሕፅረት መንበሪ ኣባይቲ ንምቕራፍ ይስራሕ ከምዘሎ…

ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምጥያሽ በቢዓመቱ 3 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድሊ ኮሚሽን ሽግግር ሓይሊ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ ኢኮኖሚ ዓለም ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ምዃን ዘኽእል ኣማራፂታት ምግላፁ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።…

ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋዊ ስደተኛታት ዝበፅሕ ምንግልታዕ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ፍልሰት ብሓባር ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ጥምረት ምትሕበባር ፍልሰት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ በዝምልከት ዘተ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ትሑት ናብራ ንዘለዉ ዜጋታት ዝኸውን ብ300 ሚሊየን ብር ዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲን ማእኸል መሰንከቲ እንጀራ ኣዶታትን ዝውዕል ህንፃ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢረን። እቲ ማእኸል ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝህነፅ ኢዩ…

ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ ካብ ድኻም እዚ ዓለም  ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፊ ቤት ዕዮ ብፁእ ወቅዱስ ፓትርያርክን ላዕለዋይ መምርሒ ርክብ ወፃኢን፣ ሊቀ ጳጳስ ኣህጉረ ስብከት ድሬዳዋን ጅቡቲን ብፁዕ ኣቡነ ኣረጋዊ(ዶ/ር ) ካብ ድኻም እዚ ዓለም ዓሪፎም። ብፁእነቶም ንነዊሕ እዋን ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሓገዝ ሕክምና…

ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ወርሒ ብዘይምርኣያ ፆመ ረመዳን ሓሙስ(ድሕሪ ፅባሕ) ክጅመር ኢዩ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ መበል 1444 ዓመተ ሂጅራ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ።…

መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ዓለም ለኸ ፎረም ትሕብብር ኢንዳስትሪታት ኣብ ቱርክ ኢስታንቡል ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ፎረም፥ ኣብ መንጎ ነጋዶ ቱርኪን ኣፍሪካን ዘሎ ምትሕብባር ክብ ንምባልን ማእኸለዎትን ኣናእሽቱን ፍሪያታት ማኑፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ምፍላጥ…