Fana: At a Speed of Life!

ኣወሃህባ ኣገልግሎት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምምዕባል መንግስቲ ደገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ- ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ኣገልግሎት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምምዕባል መንግስቲ ደገፉ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ  ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ ባይቶ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተዓዚቦም።…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን(ኣይ ኦ ኤም) መሀመድ ኣብዲከር  ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ብመሰረት ስምምዕነት ሰላም…

ብቕዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ፅርየት ንዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ወሳኒ ኢዩ-ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቕዓት ሰብ ሞያ ጥዕና ፅርየት ንዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ወሳኒ ኢዩ ክብላ ሚኒስተር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ተዛሪበን። ማሕበር ሕክምና ኢትዮጵያ መበል 59 ዓመታዊ ጉባኤኡን ዓለም ለኸ ዓውደ ርእይ ጥዕናን ተሳሊጡ። ዶክተር ሊያ፥ እቲ ማሕበር…

ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊን ሃገራዊን ፀገማት ስዒቡ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ልዑል ብድሆታት ከምዘጋጠምዎ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቲ ማሕልኻታት ንምውፃእ ዘኽእል መፍትሒ ንምምፃእ ዝዓለመ ዘተ መስ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ፣ ውድባዊን ዞባዊን ዛዕባታት ብዕምቆት ብምልዛብ ውሳነታት ከተሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ…

ግብፂ ሓላፍነት ካብ ዝጎደሎ ዘረባን መፈራርሒታትን ንክትዕቀብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ግብፂ “ኩሎም ኣማራፅታት ክፍቲ ኢዮም” በምባል ንዝሃብዎ መግለፂ ሓላፍነት ዝጎደሎ ዘረባ ኢዩ ብምባል ነፂጉዎ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ግብፂ ግድብ…

ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ትድግፍ- ኣንቶኒ ብሊንከን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20ን ቀዋሚ ውክልና ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ ኣማሪካ ትድግፍ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም። ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፋና…

እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን ከምዘሎ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ሎሚ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት ብምኻነ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እኹል ፍሪያት ጣፍን ስርናይን እኳ እንተሃለወ ዘይሕጋዊ ነጋዶ መስ ደለልቲ ብምዃን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ መንግስቲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ዝፍፅመሉ ዘሎ ከይዲ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ን\ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ዓሊሙ ኣብ ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ዝተበፅሑ ስምምዕነታት ተግባራዊ ኣብ ምግባር ዝገብሮ ዘሎ ቁርፀኝነት ንኢዶም። እቶም ሚኒስትር…

ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሙሉእ ተግባራዊነት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ናብ ኣጎዋ ንምምላስ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኑ ብሊንከን ገሊፆም እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም  ፃንሒት ምስ ፋና…