Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም። ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዜሕ ዓመታት ዘቑፀረ ከልቲኣዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ከምዘለወን ኢቢሲ ፀብፂቡ። #Ethiopia Abiy Ahmed Ali Office…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ዑደት፥ ልዑል ውፅኢት 12 ክፍሊ ዝተመዝገበሉ ቤት ትምህርቲ ርእዮም። ኣብ ቀፃሊ ኣብታ…

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ እቶም ኣገለግሎታት ናብ…

ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ 6 ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ ቅድመ ሐዚ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ኢንጂነር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘህነፆ ማእኸል መሰልጠኒ ኣቪዬሽን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞ መሪቖም ከፊተምዎ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ሃዋሳ ኣብ ሓፂር እዋን ተጣይሹ እቲ…

ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክልት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ኣበባው ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዑደት ኣካይዱ። እቲ ልኡኽ፥ ወተሃደራዊ ሓይሊ ቱርኪ ኣብ እዋን ክራማት ዝተውሃቦም ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ግዳጅ ንምውፃእ ዘለዎም ዓቕሚን…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ ውፅኢት ከምዝተረኸበሎም ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዓውዲ ሰላምን ፀፅታን ዝተገበሩ ስራሕቲ በዝምልከት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል አሻድሊ ሀሰን…

ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ባቡር ብዝተፈፀመ ሰርቂ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣክሲዮን ማሕበር ባቡር ትራንስፖርት ኢትዮ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነገስቲ ፌዴራል ኣብ መስመር ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲ ብተደጋጋሚ ዘረፋን…

ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ-ኣይተ መላኩ ኣለበል

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ብኢኮኖሚ ጠንካራ ኮይና ንክትቅፅል ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምጥንኻር የድሊ ክብሉ ሚኒስትር ሚኒስተር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ቢሮ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ኦሮሚያ፥ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ንምንቕቓሕ ዝዓለመ ምስ ሰብ ሃፍቲ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ተፈራሪሙ። ኣብቲ ስምምዕ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ቋንቋታት ሸለመ ከቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ጉዳያት ኣካዳሚክ እቲ ዩንቨርስቲ ረዳት ፕሮፌሰር…