ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ንግዲ ምቹውን ቅልጡፍን ንምግባር ኣብ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘተ ይግበር ኣሎ። መጣየሺ ኣዋጅ ኣብያተ ምኽሪ ማሕበራት ዘፈር ንግዲ ቁፅሪ 341/1995 ዝግበር ምምሕያሽ ብዝምልከት ኣብቲ ረቂቕ ኣዋጅ ምስ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ቀሪቡ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ፥ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኩለ መዳይ ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ዕዉት ንክኸውን፥ ኣሳታፊ፣ ተጎዳእቲ ማእኸል ዝገበረ፣ ዓለም ለኸ ልምዲታትን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንጃፓን ኣቕሪባ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊላ። ኣብ ኦስትሪያ ቬና መድረኽ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ላዕለዎት መራሕቲን ኮሚቴ ኣማኻሪን ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ማእኸል መሕተቲ ቪዛ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ። እቲ ማእኸል ንተገልገልቲ ቅልጡፍ ኣገልግሎት ንክረኽቡ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ። ብተወሳኺ ዝፀንሐ ርክብ ክልቲአን ሃገራት በዝበለፀ ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ። እቲ ማእኸል ናብ ቻይና ዝግበር ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት የምርቓ ኣለዋ። ካብ መንጎ እቶም ዝምረቑ ዘለዉ፥ ዘበናዊ ህንፃ መውሃቢ ኣገልግሎት መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ብምትሕብባር ኣብ ወሽጢ 90 መዓልታት ዝተሃነፁ 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ካብ ነበርቲ እታ ከተማ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ንምውፃእ ልዑል ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ኣብሪሁ። ኣብታ ከተማ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ኢኮኖሚያዊን ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣካብነት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሳሊጡ። እቲ ኣኼባ ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ “ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኤርፖርት ብራስለስ "ካርጎ ፐርፎርማንስ ኣዋርድ” ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኤርፖርት ቢሊጂም ብራስለስ ብመሰረት ዝሃቦ ኣገልግሎት ፅዕነትን ሎጂስቲክስን ንዘመዝገቦ ልዑል ውፅኢት ከምዝተዓወተ ካብ መገዲ ኣየር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ኣብ ለውጢ ክሌማ ንዝፈፅምኦም ተግባራት ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ኣባላት ጉጅለ ዓለም ለኸ ለውጢ ክሌማን ኢኒሼቲቭ ልምዓት ደንን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኣብ መንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ መዳርግቲ ኣካላት ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ኣብ ትግራይ ዝተረጋገዐ ኩነታት ምህላዉን ኣብ መንጎ ኽልቲኦም ወገናት ምትእምማን ምጉልባቱን ንምርኣይ ኢዩ ተባሂሉ።…