Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ኣብ ምድላውን ትሕዝቶን ካልኣይ ዙር ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ሪፎርም ካብ ፈላማይ ዝቐፀለን ናይዛ ሃገር ቀዳማይ ምዕባለ ኢኮኖሚ ድልየትን…

ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተግባራውነት ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያ ግደ ህዝብን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ወሳኒ ምዃኑ ተገሊጹ። ድሕሪ ነቲ ዝተረኸበ ሃዋህው ንምዝራግ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ትልሞም ንክፍሽል እቲ ማሕበረሰብ ተወዲቡ ክቃለሶምን ከባቢኡ ካብ ከምዚኦም ዝዓይነቶም ሃወኽቲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ፈረቓ ዓመት 13 ቢሊየን ብር ከመዝኸሰበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሓፈሻዊ ሃፍቲ እቲ ባንኪ 1 ነጥቢ 2 ትሪሊየን ብር ምብፅሑ ተዛሪበቦም። ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሰብ ሞያ ኣመሪቑ። እቲ ትካል ብፎቶ ካሜራ፣ ቪዲዬ ካሜራ፣ ቪዲዮ ኤዲቲንግን ግራፊክስን ዘሰልጠኖም ሰራሕተኛታት ቢሮ ምርመራ ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢዩ ኣመሪቑ። እቶም ሰልጠንቲ ንሓደ…

ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር እቶትን ክፍሊታት ግብሪ ብቴሌ ብር ምእካብ ዘኽእል ስምምዕነት ኸቲሞም። ከፈልቲ ግብሪ ኣብ ዝኾነ እዋንን ቦታን ብምዃን ግብሮም ንምኽፋል ዘኽእል ዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ከምዝኾነ ተገሊፁ። ነዚ ድማ ብኣገልግሎት…

ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታኒያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዝፈፀመቶ ፈትሕ ኣብ ዓመት ልዕሊ 124 ቢሊየን ዶላር የስእና ከምዘሎ ሰብ ሞያ ኢኮኖሚ ገሊፆም። እታ ሃገር ካብ ሕብረት ኣውሮፓ መውፃኣ ስዒቡ ክሳራታት የጋጥማ ከምዘሎ ፀብፃብ ብሉምበርግ ኢኮኖሚክስ የረድእ። እቲ…

ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ተመሪቑ። እቲ ፕሮጀክት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሲ ሲ ኢ ሲ ሲ ዝተብሃለ ተቛራፂ ቻይና ዝሃነፆ አንትኸውን፥ እቲ ወደብ ኣብ 34 ነጥቢ 1 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…

ንመበል 36 ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ እቲ ሕብረትን ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። እቲ ኘጉባኤ ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2023  ዓ.ም.ፈ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስቴር ቱሪዝምን 30…

ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ጎንፂ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ዜጋታት ዝቐርብ ዘሎ ካልኣይ ዙር ሰብኣዊ ደገፍ 71 ሚኢታዊ ከምዝተወዘዐ ተገሊፁ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ካልኣይ ዙር 239 ሺሕን 628 ሜትሪክ ቶን ምግቢ ምክፍፋሉ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን…

 “ናይ ትማሊ ዘርኢ፣ ናይ ሎሚ ፍረ፣ ናይ ፅባሕ ስንቂ”-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ናይ ትማሊ ዘርኢ፣ ናይ ሎሚ ፍረ፣ ናይ ፅባሕ ስንቂ ኢዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ብምጥማት ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓደ ነገር ዝፍጠረሉን ዝፍለጠሉን እዋን ክፈላለየ ይኽእል ኢዩ…