ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Desta Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ ዘሎ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፀል ሚኒስቴር ነግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ዘሎ እዋን ዋጋ መሸጢ ነዳዲ ቤንዚን፣ ኬሮሲን፣ ፃዕዳ ናፍጣ፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣን ከቢድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ- ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ Desta Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ዝካየድ መበል 18 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣብ ጠንካራ መሰረተ ልምዓት ኢንተርኔት ክጥምት ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ወ/ሮ ሁሪያ ዓሊ ተዛሪበን። እቲ ጉባኤ ብብርኪ ላዕለዎት መራሕቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ኣብ ጅማ ዝህነፅ ዓለም ለኸ ፎር ፖይንትስ ባይ ሆቴል ሻራተን ኣጀሚረን Desta Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው እምነ ኩርና ኣብ ጅማ ዝህነፅ ዓለም ለኸ ፎር ፖይንትስ ባይ ሆቴል ሻራተን ኣንቢረን። እቲ ሆቴል ብ2 ቢሊየን ብር ዝህነፅ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ 2 ዓመት ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ድልዊ ከምዝኸውን ተገሊፁ። ህንፀት…
ቢዝነስ ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ Desta Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣብ ተተካእቲ ፍሪያታት ዝዋፈሩ ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ 10 ዓመት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ምሁራንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕማም ኮሌራ ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሕማም ኮሌራ ድሕሪ 20 ዓመታት ብብርኪ ዓለም ብልዑል ኩነታት ይጋደድ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። ቅልውላው ኢኮኖሚ፣ ለውጢ ክሌማን ፅዕንቶ ቫይረስ ኮሮናን እቲ ሕማም ብቕልጡፍ ንክላባዕ ዝገብሮ ዘለዉ ምኽኒያታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም Desta Mar 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ በቲ ሕብረት ዝስርሑ ስራሕቲ ልምዓት ንምርኣይ ናብ ጋምቤላ ኣቲዮም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ሓዊሱ ካልኦት ዝምልከቶም ኣካላት ነቶም ኣምባሳደር ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ዘቲየን Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ብኣቦ መንበር ዓለም ለኸ ጉጅለ ኢነርጂ ቻይና ሊ ዚያንግ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ምትሕበባር ኢኮኖሚን ኣብ ቀፃሊ ክግበር ዝግበኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሕብረት መናእሰይ ደቡብ ኮሪያ ሁን ሞክ ሊ ዘቲዮም። ኣብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ብዶ/ር ኣለሙ ስሜ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ። ኣብ ዳመርጆግ ኢንዱስትሪያል ፓርክን ጣቢያ ናጋድን ዑደት ከምዝገበሩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቢዝነስ ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ዓብዩ Desta Mar 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ከምዝዓበየ ተገሊፁ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪታት ”ኤሮስፔስ” ን እንግዶትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ምጅማሩ ካብቲ ኣቪየሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ትካል፥ ብስልጠናታት…