Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ብሰንኪ ድርቂ ንዝተጎድኡ 2 ሚሊየን ዜጋታት ህፁፅ ደገፍ ከምዘድሊ ተገሊፁ። ኮሚሽን ሓደጋን ድልውነትን ኣመራርሓ ስራሕን እቲ ክልል፥ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ኣካላት ህፁፅ ምላሽ ንክህቡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብ ክልል ደቡብ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ብሄራዊ ዘተ ኣማራፅታት ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ንክልተ መዓልታት ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ደንብታትን ረቀቕቲ ኣዋጃትን ዘተ ብምግባር ውሳነ ከመሓላልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ዝተጓደሉ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣዘርባጃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣዘርባጃን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ኣማራፅታት…

ትካላት ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ፌዴራልን ክልላትን ኣፈፃፅማ ትልሚ 6 ኣዋርሕ ይግምግሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተዳለወ ኣፈፃፅማ ፈላማይ መንፈቕ በጀት ዓመት ትካላት ሚድያን ኮሚኒኬሽንን ፌድራልን ክልልን ይካየድ ኣሎ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ኣብ ዕብየትን…

ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ 17 ክሳብ 23 ለካቲት 2015 ዓ.ም ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከመዝተትሓዙ ኣፍሊጡ። እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ኣብያተ ፅሕፈት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም…

ልዕሊ 20 ስብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን ኢንተርፕራይዝ ሽኮር ንምዕዳግ  ድልየት ኣርእዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን መንግስቲ ኢትዮጵያ 8 ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ብመሰረት ዘውፅኦ ጨረታ ድልየቶም ኣርእዮም። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ፋብሪካታት ኦሞ ኩራዝ 1፣ ኦሞ ኩራዝ 2፣ ኦሞ…

ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን-ነበርቲ ክልል ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ምምሕያሽ እንተርኣየ እውን ምስ ዘሎ ድልየት እንትነፃፀር ኣይመጣጠንን ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ተዛሪቦም። ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ኣፍራይነት ናብ ተሓገዝቲ ምቕያሮም ዝተዛረቡ…

ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ 70 ሜትሪክ ቶን እታዎት ሕክምናን መድሓኒትን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ጥዕና ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ 70 ሜትሪክ ቶን እታዎት ሕክምናን መድሓኒትን ደገፍ ከምዝገበረ ጨንፈር ሽረ እቲ ትካል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ደገፍ ብምክንያት እቲ ኵናት ዝዓነዋ ትካላት ጥዕና መሊስካ ንምህናፅን ፀገማት እታዎት ምቕራፍን ዝዓለመ እዩ…

ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግድን ተሽከርካሪን ምንቅቓሕ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሰ ዝተጀመረ ምንቅስቓስ ንግድን ተሽከርካሪን ምንቅቓሕ ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ነበርቲ እታ ከተማ ሓቢሮም። ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ስዒቡ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት መጓዓዚያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል ተጀሚሩ…