ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ናይ ሓደጋ ስግኣት ቅድመ መጠንቀቕታ ሰነድ ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ናይ ሓደጋ ስግኣት ቅድመ መጠንቀቕታ ሰነድ ዕላዊ ከምዝኾነ ብሄራዊ ናይ ሓደጋ ስራሕ ስግኣት ኣመራርሓ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እቲ መፅናዕቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከጋጥሙ ዝኽእሉ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ዘብፅሕዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ይግምገም ኣሎ Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ኢትዮጵያ ክልል ምስረታን ነባር ብሓዱሽ ናይ ምውዳብ መፈፀሚ ፕሮጀክት ኣፈፃፅማ ገምጋም ኣብ ከተማ ዲላ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ደቡብ ክልል ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ናይ ብልፅግና ፓርቲ ደቡብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝነበሩ 80 ከተማታት ናይ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ኮይኖም Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ናይ ኢትዮጵያ ክፍሊ ኣብ ዝነበረ ጎንፂ ብዝበፅሐ ናይ ኤሌክትሪክ መሰረተ ልምዓት ዕንወት ናይ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ተቛሪፁዎም ዝነበሩ 80 ከተማታት ናይ ኣገልግሎት ተጠቀምቲ ኮይኖም። በቲ ጎንፂ ምኽኒያት ናይ ኤሌክትሪክ ተቓሪፁዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መላእ ዓለም ኢትዮጵያ ዝወከሉ ዲፕሎማታት ሃገር ዝተጋፈጠቶም ፈተናታት ነክትሻገር ንዘመዝገብዎ ዓወት ምስጋያ ይግበኦም-ኣይተ ደመቀ መኮነን Desta Dec 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ኢትዮጵያ ዝወከሉ ዲፕሎማታት ሃገር ዝተጋፈጠቶም ፈተናታት ነክትሻገር ንዘመዝገብዎ ዓወት ምስጋያ የግበኦም ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ሚኒስቴር ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ንምትግባር ዝግበር ዘሎ መፅናዕቲ ዝሕግዝ መድረኽ ምሁራን መተኣኻኸቢ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ንምትግባር ዝግበር ዘሎ መፅናዕቲ ዝሕግዝ መድረኽ ምሁራን መተኣኻኸቢ እታዎት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ካብ ወርሒ ሓምለ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ብዩንቨርስቲ ኮተቤ ክካየድ ዝፀንሐ ዳህሳሳዊ መፅናዕቲ፥ ኣብ ስርዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት ሓበሬታ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዋና መምርሒ ሓበሬታ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጄር ጄኔራል ደምሰዉ ኣመኑ፥ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘበናት ዝተሳገረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዴሞክራሲ ዕንቅፋት ዝኾኑ ግዕዙያት ኣሰራርሓታት ምቅላስ የድሊ- ዶ/ር ለገሰ ቱሉ Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዴሞክራሲ ዕንቅፋት ዝኾኑ ግዕዙያት ኣሰራርሓታት ምቅላስ የድሊ ከብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣዳማ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ስልጠና ምርመራ ጋዜጠኝነት ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ተረኺቦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤግዚም ባንኪ ኣሜሪካ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኸውን መተኣማመኒ ልቓሕ 281 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚም(ኢምፖርት ኤክስፖርት) ባንኪ ኣሜሪካ ንመገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኸውን መተኣማመኒ ልቓሕ 281 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ። እቲ ባንኪ ዘፅደቖ መተኣማመኒ ልቓሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ቦይንግ ኩባንያ ቦይንግ 737 ማክስ ኣውሮፕላን ንምዕዳግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 90 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ደገፋት ናብ ትግራይ ተላኢኾም-ውሕመ Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)90 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን 8 ሺሕን 600 ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ናብ ትግራይ ተላኢኾም ክብል ውድብ ሕቡራት መነገስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ካብ ህይወት ኣድሕን ሰብኣዊ ደገፍ ብተወሳኺ ነዳዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Dec 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአ ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፉ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…