ቴክኖሎጂ ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሰለስተ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ኣጀሚሩ። እቶም ኣገልግሎታት ክላውድ፣ ስትሪሚንግ ሙዚቃን ማዕኸን ሓበሬታ ሞባይል ቴሌ ድራይቭን እንትኾኑ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ስምምዕ ብምፍፃም ከምዝተጀመሩ ተገሊፁ። እቲ ትካል ቴሌ ድራይቭ፣ እልፍ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ክህብ ኢየ ኢሉ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍራዪ ኬሚካል ዝኾነ ፎረስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሩሲያ ታንኪታት ኔቶ ንዘዕነወ ወታደር 70 ሺሕ ዶላር ሽልማት ከምዘቕረበ ገሊፁ። እቲ ኩባንያ÷ ኣብ ዩክሬን ታንኪታት ኤም 1 ኣብራምስን ሊዮፓርድ- 2 ንዘዕንዉ ወታደራት ሽላመት ከምዝህብ ኣፍሊጡ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሎ እወንታዊ ምትሕብባር ኣጠናኺርና ምቕፃል ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣብቲ ዘተ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንልዕሊ 284 ሺሕ ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓት ስራሕ፣ ኢንተርፕራይዝን ኢንዱስትሪን ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ን284 ሺሕን 998 ዜጋታ ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምውፋርን ምስፍሕፋሕን ስራሕ እቲ ቢሮ ሰብሓዲን ሱልጣን ንፋና ብሮድካስቲንግ…
ቢዝነስ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብ7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ክዓቢ ኢዩዝብል ትፅቢት ኣሎ – ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብ7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዝምዝገበሉ ከምዝኾነ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ናይ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ከምዘመላኽት ተሓቢሩ። ሓፈሻዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ መጀመርታ ሽዱሽተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክሊ ብዙሕ ፈተናታት ብምዃን ኢኮኖሚና ብዝተባባዕ ኩነታት ይጠናኸር ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዝግበር ዘሎ ገምጋም ኣመልኪቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ዓውዲ ቱሪዝም ንምጉልባት ኣካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ብምጥማት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ልዝብ ይግበር ኣሎ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ብምጥማት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣርባ ምንጭን ከባቢኣን ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣብርሃም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ፍርቂ ዓመት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ Desta Jan 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ገምጋም ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት ዘተ ይግበረሉ ከምዘሎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ሎሚ ዝረኣናዮ ዝተዋደደ ልምምድ ኲናት ኢትዮጵያ ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፃ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሽ ኣርባ ሎሚ ዝረኣናዮ ዝተዋደደ ልምምድ ኲናት ኢትዮጵያ ኲናት ዘትርፍ ሓይሊ ምህናፃ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብቲ ልምምድ ሓይሊ ኣየር፣ ከቢድ ኣፅዋር፣ ፍሉይ ሓይሊን እግረኛን ተዋዲዱ ኲናት ኣብ ሓፂር እዋን…
ቢዝነስ ቢሮ ዕድል ስራሕን ክእለትን 105 ዘበናዊ ትራክተራት ንማሕበራት ኣረኪቡ Desta Jan 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ዕድል ስራሕን ክእለትን 105 ዘበናዊ ትራክተራት ን105 ማሕበራት ኣረኪቡ። እተን ትራክተራት ብልዕሊ 246 ሚሊየን በር ዝተዓደጋ ከምዝኾና ተገሊፁ። እቲ ቢሮ ምስ ባንኪ ስንቄ ብምትሕበባር 10 ሚኢታዊ ንዝዓቖሩ ማሕበራት እተን ዘበናዊ…