ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቲ ህንፀት ዝኸውን 17 ሺሐን 682…