ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ Desta Jan 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ገሊፁ። ንኢንተርፕራይዛት መስርሒ ቦታ ዝኸውን ልዕሊ 85 ሺሕ ሄክታር መሬት ምድላዉ እውን ተሓቢሩ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ንጉሱ ጥላሁን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጅማ ልዕሊ 3 ሺሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ Desta Jan 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝሰልጠኑ 3 ሺሕን 206 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብዓውዲ ሕክምና፣ ተፈጥሮ ሳይንስ፣ ማሕበራዊ ሳይንስን ወዘተ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 296 ብሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Jan 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ንካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ኣተሓሕዛ ዘላቒ መሬት መፈፀሚ ዝውዕል ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኢዩ-መገዲ ኣየር Desta Jan 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ዕለታዊ በዝሒ በረራ ቀኒሱ ዝብል ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ኢዩ ክብል መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ መቀለ በረራ ካብ ዝጅምር ጀሚሩ ናብ ከልቲኡ ኣንፈት ዝጎዓዙ ተጓዓዝቲ ምግልጋሉ ከምዝቐፀለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ጃንሜዳን ብሕብረት ንጥምቀት” ብዝብል መሪሕ ቃል ስነስርዓት ፅርየት መዕረፊ ታቦት ተሳሊጡ Desta Jan 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ጃንሜዳን ብሕብረት ንጥምቀት" ብዝብል መሪሕ ቃል ስነስርዓት ፅርየት መዕረፊ ታቦት ተሳሊጡ። ቀፃሊ ዕለተ ረቡዕን ሓሙሰን ንዝኽበር ድሮን ዕለትን በዓል ጥምቀት ኣብ ጃንሜዳ መሕደሪ ታቦት ሰዓብቲ አምነት አስልምናን ክርስትናን ብሓባር ኣፅርዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ Desta Jan 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ተረኺቦም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንኣርባዕቲኦም ኣባላት ቤት…
ቢዝነስ ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ተገሊፁ Desta Jan 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጎረባብቲ ሃገራት ካብ ዝቐረበ ሽይጣት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ልዕሊ 32 ሚሊየን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣይተ ሞገስ መኮንን፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ ንሱዳንን ጂቡቲን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም Desta Jan 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣተሓባበርቲ ኮሚቴ ዘተ ምሁራን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምሁራን ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብብርኪ ሃገር ኣብ 42 ዩንቨርስቲታት ዝተሳለጡ ዘተታት ብምጥማት ኢዮም ምስቶም ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሰብኣዊ ደገፍን ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ከምዘጠናኽር ገሊፁ Desta Jan 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዐ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሰብኣዊ ደገፍን ስራሕቲ ቅድመ መጠንቀቕታን ከምዘጠናኽር ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም ምስ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቦስተን ክሳተፉ ኢዮም Desta Jan 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ቦስተን ብክልቲኡ ፆታ ከምዝሳተፉ ኣሰናዳእቲ እቲ ውድድር ኣፍሊጦም። ብደቂ ኣኒስቲዮ ሻምፒዮና ማራቶን ዓለም ጎይተይቶም ገብረስላሴን ወናኒት ክብረ ወሰን ብሄራዊ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ አማኔ በሪሶን ኣብቲ…