ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ማይጨውን ከባቢኣን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምርካብ ጀሚረን Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ማይጨውን ከባቢኣን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምርካብ ምጅማረን ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዲስትሪክት ወልድያ ሽመል ወ/ሰማያት፥ ብምኽኒያት ኲናት ሓይሊ ተቛሪፁወን ዝነበራ ከተማ ማይጨውን ከባቢኣን ዳግም ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ፈላማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገራት ኣውሮፓ ብዛዕባ እቲ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ሂቦም Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዲፕሎማት ኣባላት ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ኣተገባብራ እቲ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ሂቦም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ብሰለማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ፓርቲ ብብርኪ ማእከላይ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣኼብኡ ከካይድ ፀኒሑ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝርከብ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ተዛዚሙ Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝረኽባ ከተማታት ሑመራ፣ ዳንሻ፣ ባዕኸር፣ ማይካድራ፣ ዓብደርራፊዕ፣ ኣብርሃጅራ፣ ሶሮቓ፣ ዓዲጎሹ፣ ዓዲረመፅ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ስራሕቲ ፅገነና ማእኸላይን ትሑትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ Desta Dec 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሸውዓተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ። ብመሰረት እዚ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ከፍያለው ተፈራ - ኣካቢ ኣይተ ጉዮ ዋሪዮ - ኣባል ኣይተ ተፈሪ ወንዲፍራው - ኣባል ወ/ሮ ኮኮቤ ዲዳ - ኣባል …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ Desta Dec 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ። ናብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሰርዓተ ምግቢ ሕክምና ህይወት ኣድሕንን ኣገልግሎት ጥዕናን ተበፃሒ ይኸወነ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ተዛቲየን Desta Dec 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ኣን ቤት ቲቪንሪምን ተዛቲየን። ኣን ቤት ቲቪንሪምን ኣብ ክልል ሶማሌን ኦሮሚያን ብዛዕባ ዑደት ዝገበራለን ኣብያተ ትምህርቲ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ኩነታት፣ ብዛዕባ ዝረአየኦም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኳዕ ንመበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት(መዓልቲ ኢትዮጵያ) ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Dec 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር እቲ በዓል “ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና…