ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ትደሊ ኢያ -ትሬሲ ጃኮብሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዓውዲ ኢንቨስትመንት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ትደሊ ክብላ ኣፈፃሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ጃኮብሰን ተዛሪበን።
ኣብ ከተማ ጅማ ዑደት ስራሕ ዝገብራ ዘለዋ እተን ኣምባሳደር፥ ኣብታ ከተማን…