ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንእማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ስዒቡ መንግስቲ ዝኣተዎ ቃል እናፈፀመ ከምዝርከብ ተገሊፁ Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ እማመ ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ክልል ትግራይ ተቋሪፆም ዝነበሩ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካላት ስራሕ ንክጅምራ፣ ዝፈረሳ ንክፅገና፣ ቕልጡፍ ሰብኣዊ ረድኤት ብግዚኡ ንክኣትው እናተገበረ ከምዝርከብ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ብተገዳስነት እናገልግሉ ዝረከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ዘቲዮም። ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ቻይና ቅድሚ ቀትሪ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መንጎ እተን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ… Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ አግሪ ንምትካል ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ኣሳሊጡ። ብመሪሕነት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም Desta Jan 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ወና ኣፋሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ሚኒስትር ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒን ክታሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ተሓቲቱ Desta Jan 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ደም ንዘድልዮም ወናት ዝኸውን ባህሊ ምልጋስ ደም ንከማዕብል ፃውዒት ቀሪቡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ቲሹን ኢትዮጵያ ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ገብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ተገይሩ Desta Jan 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ነዊሕ ተጓዓዝቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ታሪፍ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ምምሕያሽ ኣብ ጀረጃ 1፣ ደረጃ 2ን ደረጃ 3ን ተሸከርከርቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ። እዚ ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣብዓላ ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺባ Desta Jan 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣብዓላን ከባቢኡን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸበ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ከባቢ ብምኽኒያት ኲናት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዑል ጉድኣት ብምግጣሙ ለዕሊ ክልተ ዓመት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ Desta Jan 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ በዓል ልደት ኣብ ማእኸል ምግባ እታ ከተማ ምስ ዝርከቡ ወገናት ኣሕሊፈንኡ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ወገናትና ብምምጋብ ፃዕሪ ትገብሩ ዘለኹም ገበርቲ ሰናይ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Desta Jan 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዘለና ምክፋል ንህዝብን ሃገርን ምቕዳም ዝብል ወርቃዊ ክብርና ነርእየሉ ኢዩ ክብል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። በዓል ልደት ኣመልኪቶም ኣብ ብላቴ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ዕዝ ማሰልጠኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራት ንበዓል ልደት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ብምዃን በዓል ልደት ንዘኽብሩ ዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ መልእኽቱ…