ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያን ጂቡቲን ሓበራዊ ልምምድ ኲናት ኣካይዶም Desta Nov 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴክተር ኣትሚስ ኣርባዕተ ሻውዓይ ዙር ኣባላት ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያን ጂቡቲን ሓበራዊ ልምምድ ኲናት ከምዘካየዱ ተገሊፁ። እቲ ልምምድ ኣብ ቀፃሊ ንዘጋጥሙ ግዳጃት ብዝግባእ ንምፍፃም ዘለዎ ግደ ልዑል ከምዝኾነ ምክትል ኣዛዚ እቲ ሴክተር ኮሎኔል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሰላም ኢትዮጵያ ተጣይሹ Desta Nov 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብተናፀል ዘስርሑ ዝነበሩ ስራሕቲ ናብ ሓደ ዘምፅእ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ሰላም ኢትዮጵያ ተጣይሹ። ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ “እቲ ቤት ምኽሪ ንሰላም ሃገር ብሓባር እንሰርሐሉ ኢዩ ኢሎም። ብተናፀል ዘስርሑ ዝነበሩ ስራሕቲ ናብ ሓደ ዘምፅእ…
ስፓርት ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ Desta Nov 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልተ ሃገራት ኣፍሪካ ሓዊሱ ኣርባዕተ ሃገራት ዝሳተፋሉ ዋንጫ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብ ምድብ ሸውዓተ ካብ ዘለዋ ሃገራት ካሜሮን ምስ ሰርቢያ ሰዓት ሸውዓተ ወተአን ከካይዳ ኢየን። ብራዚልን ስዊዘርላንድን ድማ ሰዓት 1…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈ-ጉባኤ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣብ ዝገበርኡ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ ጉባኤ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ዝተገበረሉን ውሕስነት ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ብብርኪ ሃገር ሙሉእ መኣዲ ኣብ ዝተጀመረሉን መክያዱ…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ስዑዲ ዓረብ ብፖላንድ 2 ን0 ተሳዒራ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሃገራዊት ጋንታ ፖላንድ ንስዑዲ ዓረብ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ። እቶም መሳርሒታት ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዝረኸቦ ደገፍ ገንዘብ ዝተዓደጉ እንትኾኑ፥ ንዓማዊል ሊዝ ፋይናንስ ዘቕረቦም ዓፀድቲን መኸድቲን እኽሊ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ። ላዕለዎት መኮንናት ጄኔራል ሓበሬታ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ተዛቲዮም። ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሺ ጂንፒንግ ቻይና ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ፥ ሃገሮም ንሰላምን ምርግጋዕን ዓለም ምስ ሰሜን ኮሪያ ብምውዳድ ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ገሊፆም ሰሜን ኮሪያ ሓያሎ ቁፅሪ ዘለዎም ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ንመራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።…
ስፓርት ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 22 ዋንጫ ዓለም ኣውስትራሊያ ኣብ ልዕሊ ቱኒዚያ 1 ን 0 ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ ኣውስትራሊያ ካብቲ ምድብ ናብ ቀፃሊ ዞር ናይ ምሕላፍ ተስፋኣ ክብ ክብል ገይራ ኣላ። ብሕታዊት ሸቶ ኣውስትራሊያ ሚቸል ዱክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ Desta Nov 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ። ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት መፋለጢ መድረኽ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሃመድ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት…