Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስቴር ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ሃገራዊ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ከምኡወን ላዕለዎት ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ዓውዲ ንግዲ ተረኺቦም። ኣብቲ መድረኽ…

መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ብሰላም ንክኽበር ምስ ኣካላት ፀፅታ ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ ክብል ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣከባብራ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብ ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ፥ ኣብ ክልል ሲዳማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፈሩ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቻይና ዘተ ተገይሩ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ እቶም ኩባኒያታት ዘጋጥምዎም ዘለዎ ፀገማትን ኣብ ፖሊስን ሕግን መነግስቲ ብዛዕባ ዝህልዎም ሕቶታትን ምላሽ ኣብ ምሃብ ዝጠመተ ከምዘኾነ ተገሊፁ። ኮሚሽነር…

ኣይተ ደመቀ መኮንን መንግስቲ ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ቁርፀኛ ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ፍልይቲ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካ ሕብረት ኣውሮፓ ኣኔት ዌበር ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ስምምዕነት ሰላምን ዞባዊ ዛዕባታትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ…

ጀርመን ንሴፍቲ ኔትን ምትካል እግሪንእትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኣብ ኣፍሪካ ቢሪግት ፒከል ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ብዛዕባ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላምን ሽርክና ልምዓት እተን ሃገራትን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ብሰናይ ድልየት ዝህነፁ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ ብወግዒ ተጀሚሩ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ትሑት ናብራ ነዝነብሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ኢዮም ተባሂሉ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…

ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወካሊት ፈንድ ስነ ህዝቢ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሱዛን ማንዶንግ  ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ጉዳያት ስነ ህዝብን ልምዓትን ዝነበረ ምትሕበባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉን ንቐፃሊ ብሓባር ክስርሑ ኣብ…

300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ቶን ምግቢ ኣብ ኣላማጣ ከምዝበፅሐ ትካል ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ትካል 300 ቶን ስርናይ፣ ዓተርን ዘይቲ ኣትክልቲን ኣብ ኣላማጣ ይራገፍ ከምዘሎ ኢዩ ገሊፁ። ምግቢ ተንከፍ ናውቲ እውን ን67 ሺሕ ሰባት ከምዝባፃሕ ሓቢሩ። …

ኣብ ስራሕ ዝነበረ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ን3ተ ዓሰርተ ዓማውቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፖሊሲ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ክመሓየሽ ምዃኑ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝተመሓየሸ ረቒቕ ፖሊሲ ኢነርጂ፤ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ ኣዳማ ዘትዩ። ሚኒስትር ማይን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 246 ሺሕ ወለንተናዊያን ዘሳትፍ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ኣገለግሎት ወለንተናዊያን ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ ሎሚ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየን ብወግዒ ኣጀሚረንኡ። እዋናዊ ሓበሬታ…