ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሮም ፃንሒት ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ክብ ዘበለ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኢታ እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላትን…