ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሼይኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ዝምራሕ 9 ኣባላት ዘለውዎ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሖም
እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ እቲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ክሰርሖም ኣብ…