Fana: At a Speed of Life!

ንዕዉትነት ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ብልፅግና ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዉትነት ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ብልፅግና ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። “ዓቕሚ ብውፅኢት ፈተና ብዕውትነት” በዝብል መሪሕ ቃል ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣንበብቲ ተጓዓዝቲ ዝበለፀ መንገዲ ኣየርነት ኣፍሪካ 2022 ብምዃን ተዓዊቱ። እቲ ሽልማት ኣፍልጦ “ግሎባል ትራቭለርስ” ዝተብሃለ መፅሄት ኣሜሪካ ካብ ተጓዓዝቲ ብመሰረት ዘተኣኻኸቦ ድምፂ ዘበርከቶ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…

ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሾም። ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምክልኻል ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ብዝተወደበ መገዲ ውፅኢታዊ ንምግባር እቲ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ። እቲ ኮሚቴ…

ውፅኢት ሰልጣነ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ምስ ስነ ምህዳር መሬትና ብምዝማድ ንምፍፃም ዓለም ከምዘለዓዕል ምንም ጥርጣረ ኣይብለይን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሰልጣነ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ምስ ስነ ምህዳር መሬትና ብምዝማድ ንምፍፃም ዓለም ከምዘለዓዕል ምንም ጥርጣረ ኣይብልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ኣፍሪካ፥ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን…

ኣብ ልዕል ምክትል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣርባዕተ ሰራሕተኛታትን ከቢድ ገበን ክሲ ግዕዚይና ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕል ምክትል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ተስፋዬ ደሜን ኣርባዕተ ሰራሕተኛታት እቲ ኣገልግሎትን ከቢድ ገበን ክሲ ግዕዚይና ተመስሪቱ። እቶም ተጠርጠርቲ ብስም እቲ ኣገልግሎት 29 ሺሕን 200 ኩንታል ሲሚንቶ ካብ ክልተ ፋብሪካታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም። እቲ ሽልማት፥ “ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” በዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን ኣካዳሚ ኦፍ ኣቺቭመንትን ግሎባል…

ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎቱ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣገልግሎቱ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ…

ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክታበት ንፍዮ ብብርኪ ሃገር ካብ 13 ታሕሳስ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ንክኽተቡ ፃውዒት ቀሪቡ። ኣገልግሎት ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር እቲ ክታበት ከመዝወሃብ ድማ ተገሊፁ።…

ውሕመ ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ 2023 ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ። “ደገፍ ንኹሉ ካብ ኩሉ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዳለወ መተኣኻኸቢ እቶት ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተሳትፎ…

ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ኢትዮጵያ ካብ ቀረፅ ናፃ ናብ ዕዳጋ ቻይና ንክኣትዉ ምፍቃዱ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ብሓፈሻዊ ነግዲ ካብ ዝንገደሎም 6 ሺሕን 422 ፍሪያታት እቲ 1 ሺሕን 644 ፍሪያታት ካብ ቀረፅን ኮታን ናፃ ምእታው ከመዝከኣል…