Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ወሎ  1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ  ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ርሕቐትን ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ኮምቦልቻ ቴክኖሎጂ ኢንስቲቲዩት ዓውዲ ኢንጅነሪንግ ዘሰልጠኖም…

ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። እቶም ዕላዊ ስርሖም ዝጀመሩ ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ማይካድራ፣ ሑመራ፣ ቃፍታ ፣ ኣውሮራ፣ ዳንሻ፣ ዓዲ ረመፅን ከተማ ንጉስን ምዃኖም ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ። ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ…

ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ። እቲ ዲያስፖራ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝለኣኾ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ኢዩ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተቐማጢ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ…

ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኤስ ጂ ኤስ ግሩፕ  ከቲሙ። እቲ ቤተ ፈተነ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ከምዝህነፅ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። እቲ ማእኸል፥ ፀገም…

ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃም ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ስልኪ ብምድዋልን ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃምን ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት  ጥንቃቐ ንክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብታ ከተማ ስልኪ በምድዋል ሎተሪ በፂሑኩም፣ ሲስተም ተመዓራሪ ኢና፣ ዓቕሚ ሞባይል ካብ 4 ጂ ናብ 5ጂ…

ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ እቲ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን ፌዴሪኢ ምስ ሓለፍቲን ሰሙያን ኮሙኒኬሽን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ዘተ፥ ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ኢዩ።…

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገለግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ፥ እቶም መፃሕፍቲ ብበዝሒ ኣብ ዕዳጋ ዘየለዉ፣ ንመፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘገለግልን ትምህርታዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን…

ፕሬዚዳንት ባይደንን ዢን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ንፈለማ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ንፈለማ እዋን ብኣካል ብምርኻብ ክዛተዩ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ኣብ ባሊ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኢዮም…