Fana: At a Speed of Life!

መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛታት ሓይሊታት ዝጀመሮ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ፣ ፅንፈኛታት፣ ብስርቂን ብረብሓ ዝተኣሳሰሩን ሓይሊታት ዝጀመሮ ወፍሪን ስጉምቲን ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…

ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤርትራን ኬንያን ክልተኣዊ ሰነድ ስምምዕ ከቲመን። ፕሬዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ፕሬዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ከልቲኣዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።…

ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ ዝኾነት ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓዕቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ክልተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል  ፀወታአን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ከካይዳ ኢየን። እንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ድማ ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ…

ልዕሊ 103 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጎምሩክ ካብ 23 ክሳብ 29 ሕዳር 2015 ዓ.ም ልዕሊ 103 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከመዝተትሓዙ ገሊፁ። እቶም ናውቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፍ ኣብያተ ዕይኡ ከምዝተትሓዚ ኢዩ ገሊፁ። ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣…

400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ልምዓት ከባቢ ቆላን ንኣገለግሎት መስኖ ሓጋይ ዝውዕላ 400 ጀነሬተራት ማይ ንክልል ደቡብ ደገፍ ገይሩ። እተን ፓንፕታት መስሓቢ ማይ ዝተረከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፥ ኣብቲ ክልል 200 ሺሕ ሄክታር መሬት…

መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ጉባኤ ቢዝነስ 2022 ጀርመን ኣፍሪካ ኣብ ጁሃንስበርግ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ መደረ ዘስምዑ ምክትል ቻንስለርን ሚኒስትር ጉዳያት ኢኮኖሚን ጀርመን ሮበርት ሃቤክ፥ መንግሰቲ ጀርመን ንምንቅስቓስ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ደገፍ…

ሓይሊ ፀፅታ ብዝተዋደደ መገዲ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ጠመተ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝተዋደደ መገዲ ልዕልነት ሕጊ ንምኽባር ጠመተ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ህፁፅ ኣኼባ ኮሚሽነራት ፖሊስ ፌዴራልን ክልልትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፖሊስ ፌዴራል ተሳሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብገብረ ራዕዲታት፣ ፅንፈኛታትን…

ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ዝቐረቡ 10 ኣባላት ተቐቢሉ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ዝቐረቡ 10 ኣባላት ተቐቢሉ ኣፅዲቑ ብመሰረት እዚ እቶም ኣባላት፥ ጁል ናንጋል ካብ ጋምቤላ፣ ቀበሌ መንገሻ ካብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ መስከረም ደበበ ካብ ኦሮሚያ፣ ታደሰ ገብረ ፃዲቅ፣ ኣብርሃም…

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ  ብመሰረት ዝገበርሎም እንግዶት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣስመራ ኣምሪሖም። ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ…

ከተማ ማይጨውን ከባቢኣን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምርካብ ጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ማይጨውን ከባቢኣን ዳግም ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምርካብ ምጅማረን ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ዲስትሪክት ወልድያ ሽመል ወ/ሰማያት፥ ብምኽኒያት ኲናት ሓይሊ ተቛሪፁወን ዝነበራ ከተማ ማይጨውን ከባቢኣን ዳግም ሓይሊ…