Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ፈላማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዲፕሎማት ሃገራት ኣውሮፓ ብዛዕባ እቲ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ዲፕሎማት ኣባላት ሃገራት ኣውሮፓ ኣብ ኣተገባብራ እቲ ስምምዕነት ሰላም መብርሂ ሂቦም። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ኲናት ብሰለማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣብ…

ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ፓርቲ ብብርኪ ማእከላይ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣኼብኡ ከካይድ ፀኒሑ ኢዩ።…

ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝርከብ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሑመራ ዝረኽባ ከተማታት ሑመራ፣ ዳንሻ፣ ባዕኸር፣ ማይካድራ፣ ዓብደርራፊዕ፣ ኣብርሃጅራ፣ ሶሮቓ፣ ዓዲጎሹ፣ ዓዲረመፅ ማእኸላይን ታሕተዋይን ፅገና መስመር ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ስራሕቲ ፅገነና ማእኸላይን ትሑትን…

ክልል ኦሮሚያ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሸውዓተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ። ብመሰረት እዚ፥ ኮሚሽነር ጀነራል ከፍያለው ተፈራ - ኣካቢ  ኣይተ ጉዮ ዋሪዮ - ኣባል ኣይተ ተፈሪ ወንዲፍራው - ኣባል ወ/ሮ ኮኮቤ ዲዳ - ኣባል  …

ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ትግራይ ምጅማር ስራሕ ኣገልግሎት ሃንደበታዊ ሕክምናን ትካላት ጥዕናን ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ። ናብቲ ክልል ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሰርዓተ ምግቢ ሕክምና ህይወት ኣድሕንን ኣገልግሎት ጥዕናን ተበፃሒ ይኸወነ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዓለም ለኸ ሚኒስትር ልምዓት ኖርወይ ኣን ቤት ቲቪንሪምን  ተዛቲየን። ኣን ቤት ቲቪንሪምን ኣብ ክልል ሶማሌን ኦሮሚያን ብዛዕባ ዑደት ዝገበራለን ኣብያተ ትምህርቲ፣ ደቂ ኣኒስቲዮ ተምሃሮ ኩነታት፣ ብዛዕባ ዝረአየኦም…

እንኳዕ ንመበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት(መዓልቲ ኢትዮጵያ) ኣብፀሐኩም -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር እቲ በዓል “ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና…

ኣብ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝሳተፉ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ከተማን ናብ ሃዋሳ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር መበል 17 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ዝሳተፉ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባ ምምሕዳራት ከተማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ናብ ሃዋሳ ይኣትዉ ኣለዉ። ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ በልፅግና ኣይተ ኣደም…

ህብረ ብሔራዊነትና ፍልፍል ጥንካረና ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሔራዊነትና ፍልፍል ጥንካረና ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ መበል 17 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ምኽኒያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ። ኣብ መግለፂኡ፥ ኢትዮጵያ ካብ ኣፈጣጥራኣ…