Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ድሬዳዋ ከተማ ተፈፂሙ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብ ኣብኡ ኣይተ መሓመድ ሙሣን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ፋጡማ ዓሊ ኣብ 1940 ዓ.ም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ገንደ ቆሬ ከምዝተወለደ ታሪኽ ህይወቱ ይገልፅ። ኣብ…

ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ…

ኣርቲስት ኣሊ ቢራ መምሃሪ ትውልዲ ኢዩ-ሰብ ሙያ ሙዚቃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ኣሊ ቢራ መምሃሪ ትውልዲን ኣብ ስራሕቲ ጥበብ ንባዕሉ ኣኽቢሩ ዝነበረ ኢዩ ክብሉ ሰብ ሙያ ሙዚቃ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ማሕበር ሙዚቀኛታት ኢትዮጵያ ዶክተር ዳዊት ይፍሩ፣ በዓል ሙያ ሙዚቃ ሰርፀፍሬ ስብሀትን ካልኦት ሰብ…

ትሕቲ መዐቀኒ ዝኾኑ 317 ነጥቢ 83 ሜትሪክ ቶን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ተኣጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ መዐቀኒ ኢትዮጵያ ዝኾኑ 317 ነጥቢ 83 ሜትሪክ ቶን ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ናብ ውሽጢ ዓዲ ንከይኣትዉ ተኣጊዶም። ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፈ ርባዕ ዓመት 2 ሺሕን 396 ኣምፃእቲ ሕቶኦም ብምቕባል 759…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ። ስለዝኾነ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ይመፅእ ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ሎሚ ካብ ሰዓት 3፡00…

ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንምንዳይን ኣህጉርና ፅንዕቲ ንምግባርን ብሓባር ምስራሕና ክንቅፅል ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኣሕዋት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ። ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ፥ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ክመፅእ ኢዩ ኢሉ። እቲ ስነስርዓት ፅባሕ ካብ ሰዓት…

ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክኻል ኢትዮጵያን ዕጡቓት ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክኻል ኢትዮጵያን ዕጡቓት ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሰላም፥ ወተሃደራዊ ኣመራርሓታት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ብምርኻብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ናይሮቢ ዘተ ተጀሚሩ ኣሎ። ክሳብ ሐዚ እቲ ከይዲ ስምምዕነት…

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና "Mintex”  ካብ 1 ክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ። ካብቲ ኤክስፖ ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ከምዝሳተፉ ተገሊፁ። ኩባኒያታት ዕደና፣ ኣፍረይቲን ለኣኽቲን ገይፀ…

ፕሬዚዳንት ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣፍሪካ ኣብ ለውጢ ክሌማ ቅድም ክብል ኣብ ዝተገበሩ ኣኼባታት ዝተገበሩ ስምምዕነታት ብህፁፅ ንክትግበሩ ሓቲቶም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ብምኽኒያት እቲ ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ ዝበፅሑ ዘለዉ ፅዕንቶታት ከም ኣህጉር እኹል…