Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 167 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ካብቶም ተመለስቲ እቶም 2 ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣድላዪ ደገፍን ክንክንን በምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መፅንሒ ማእኸል ከምዝኸዱ ተሓቢሩ።…

ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ኣዋርሕ ቡና ሰደድ ብምግባር 526 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ዝተፈላለያ ኣፍረይቲ ቡና ሃገራት ዓለም ዝመፅኡ ሰብ ሙያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ዋና…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ፀረ ግዕዝይና ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላት፣ ኣካላት ሚዲያን ስነ ጥበበን ከምኡውን ተሳተፍቲ ስቪክ ማሕበረሰብ ተረኺቦም። ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና፥…

ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክትታት መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ኣይሻ ክልተ ብሰዓት ልዕሊ 17 ጊጋ ዋት ምፍልፋል ከምዝጀመሩ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካያዲት እቲ ፕሮጀክት ጥሩወርቅ ሽፈራው፥ ካብ 1 ጥቅምቲ ጀሚሩ ናብ ኦፕሬሽን ካብ ዝኣተዉ 16 ተርባይናት ንፋስ…

ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዘውፀኦ ምዕሩይ ዋጋ ነዳዲ ሩሲያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ። ኣባላት እቲ ሕብረት ፍሪያት ነዳዲ ሩሲያ ብበርሚል 60 ዶላር ኣሜሪካ ንክሽየጥ ምስምዕማዐን ዕላዊ ገይረን። ብመሰረት እዚ እተን ሃገራት ካብቲ ዝተቐመጠ ዋጋ ንከይገዝኣ…

መድረኽ ዘተ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ምሁራን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ “ግደ ምሁራን ንልዕልነት ኢትዮጵያ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ መድረኽ፥ ዩንቨርስቲ ኮተቤ ምስ ምስ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን…

ሎሚ ኣብ ዝካየድ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መበል 22 ፀወታ ዋንፃ ዓለም ኣውዲቕካ ምሕላፍ ጃፓን ምስ ክሮሺያ፣ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ክፃወታ ኢየን። ብመሰረት እዚ ጃፓን ምስ ክሮሺያ ሰዓት 12 ፀወተአን እንተካይዳ፥ ብራዚል ምስ ደቡብ ኮሪያ ድማ ሰዓት 4 ናይ…

መንግስቲ ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብምኽኒያት ጎንፂን ተፈጥሮኣዊ ሓደጋታትን ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሙሉእ ዓቕሙ ብምጥቃም ሰብኣዊ ደገፍ ተበፃሒ ንክኸውን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ቢሮ ጉዳያት ምትሕብባር ሰብኣዊ ደገፍ(ኦቻ)ን ክፍሊ ኣተኣኻኻቢ…

ባንኪ ወጋገን ቅድሚ ታክስ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ከሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ቅድሚ ታክስ 572 ሚሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መበል 29 ስሩዕን መበል 14 ህፁፅን ጉባኤ ሰብ ኣክሲዮን ኣሳሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ 2021/22 ናብ ከስቢ ምምላሱ ኣካቢ ቦርድ ዳይሬክተራት እቲ ባንኪ ኣብድሹ…

ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ምክልኻል ግዕዝይና ኣብ ክልል ሶማሌ ተጣይሹ። እቲ ኮሚቴ ሓሙሽተ ኣባላት ዝሓዘ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሙስጠፌ መሐመድ ገሊፆም። ሓላፍነት እቲ ኮሚቴ፥ ኣብ ክልል ሶማሌ ዘሎ ተግባር ግዕዚይና ክትትልን ምርመራን ምግባር ከምዝኾነ…