ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ Desta Nov 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፅዕንቶታት ዲፕሎማሲ ምዃና ሓቢረን። ስለዝኾነ ዲፕሎማታት ዝዋኑ ዘገናዘበ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ዘቲየን Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማስተር ካርድ ፋውንዴሽን ሪታ ፎይ ዘቲየን። እቲ ፋውንዴሽን 30 ሚሊየን ንዝኾኑ መናእሰይ ኣፍሪካ፣ ምቹእን ዘተኣማምን ዕድል ስራሕን ንምፍጣር 75 ሚኢታዊ ዝኸውን በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዚምባብዌን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ክብ ንምባል ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዚምባብዌ ራሺድ ሞሐመድ ምስ ናይ ዚምባብዌ ናይ ትራንስፖርትን መሰረተ ልማትን ሚኒስትር ፀሓፊ ቴዎዲየስ ቺንያንጋ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ኣፍሊጣ Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅቡቲ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምዕባይ ከምእትሰርሕ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፈንድ ሉእላዊ ጅቡቲ ስሊም ፌሪያኒ ተዛሪቡ። ጅቡቲ ኢኮኖሚኣ ክብ ንምባል ዞባዊ ውህደት ዝፈጥሩ ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝለዓሉ ሕቶታት መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ግደኦም ክዋፅኡ ከንቲባ እታ ከተማ ኣዳነች ኣበቤ ፃውዒት ኣቕሪበን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብሳኩር ሪል ስቴት 116 ኣባይቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዘትዮም Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቩሶጉሉ ኣብ ኣቡዳቢ ዘትዮም። ኣይተ ደመቀ ብኣሰናዳእነት ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ዝተዳለወ መድረኽ የሰር ያሲ ባን ጎድና ጎድኒ እዩ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ተመያይጦም Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስተር ጉዳይ ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሼክ ኣብዱላሂ ቢን ዛይድ ተመያይጦም፡፡ ኣብ እዋን እቲ ዘተ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያን ርክብ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲክ ገለፃ ተገይሩ Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ብምድሃብ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማቲክ ገለፃ ተገይሩ፡፡ ኣማኻሪ ብሄራዊ ደሕንነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገለፃ ጌሮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስራሕቲ ድሮን ካርታ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂን አቪዬሽን ኮሪያ ምስ ሚኒስቴር መሰረተ ልምዓትን ፌዴሪኢ ከተማን ኣብ ኢትዮጵያን ስራሕቲ ድሮን ካርታ ንምስፍሕፋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ስምምዕነት ኣብ ድሮን ዝተመስረቱ ኣገልግሎታትን ልዑል ስራሕቲ ስግግር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ኣብ ግብሪ ንምውዓል ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ Desta Nov 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ዓፋር ኣብ መንጎ ፌደራል መንግስትን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕ ሰላም ኣብ ግብሪ ንምውዓል ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ብዛዕባ ስምምዕ ሰላም ብዝምልከት ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ መልእኽቲ ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፤…