ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ካናቢስን ካልኦት ናውቲታት ኮንትሮባንድን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ልዕሊ 255 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ካናቢስን ናውቲታት ኮንትሮባንድን ምትሓዞም ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኮምሽን ካብ 18 ክሳብ 24 ጥቕምቲ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትልል፥ 144 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን፣ ልዕሊ …