Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ። እቲ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት ኣብ ዳታ ቤዝ ኢትዮ-ቴሌኮም ምርካብ ዘኽእለ ኣሰራርሓ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ትካላት ዳታ…

ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን  ፍፁም ኣሰፋ ኣምባሳደር ብሪታንያ ኮፕ26 ኣብ አፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ጃኔት ሮጋን ኣብ ቤት ዕዮአን ብምርካብ…

ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክቲታት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ። እቶም ጋዜጠኛታት ካብ ዝተፈላለያ መራኸብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ዕላማ እቲ ዑደት፥ እቶም ፕሮጀክቲታት ህዝቢ ንክሪኦም ብምግባር ግድኡ ንክዋፃእ…

ውሱናት ምዕራባዊያን ሃገራት ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋዕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምድሓን ስራሕ ተፀሚደን ኣለዋ-ላውረንስ ፍሪማን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሱናት ምዕራባዊያን ሃገራት ኢትዮጵያ ንከይትረጋጋዕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምድሓን ስራሕ ተፀሚደን ኣለዋ ክብሉ ኣሜሪካዊ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ላውረንስ ፍሪማን ተዛሪቡ። ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዉት ፖሊሲን ዓቕሚ ምልማዕን ዝብገስ ምስ ውሱናት…

ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ ) ኣባላት ልኡኻት ጂቡቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ልኡኻት ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስቴራት ኢትዮ-ጂቡቲ ንምስታፍ ኢዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ ልዕሊ 5 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ 5 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር እንተንቀሳቕስ ዝነበረ ውልቀ ሰብ ምስ 25 ተሓባበርቱ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ ይግበረሉ ከምዘሎ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ካብ ሕብረተሰብ ብመሰረት ዝተረኸበ ሓበሬታ ዕቱብ…

ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኢዩ-ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝተገበረልና ኣቀባብላ ካብ ዝተዘረበና ብተፃራሪ ኮይኑ ረኺብናዮ ክብሉ ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ተዛረቦም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይበፅሖ ብዘሎ ውቅዒት ከምዝተበታተነ ኢዶም ንሰራዊት…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 59 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ 59 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ። ምስ ቢሮ ትካል ፈልሰተኛታት ብምትሕብባር ከምዝመለሶም ድማ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተመለስቲ እተን ርብዒ ደቂ ኣንስቲዮን ህፃናትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። እዋናዊ…

ኢራን ኣብ ልዕሊ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ኣብ ልዕሊ ነግብረ ራ”ዕዲ ይድግፉ ኢዮም ዝበለቶም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ሕብረት ኣውሮፓ ማዕቐብ ኣንቢራ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሁሴን አሚር አብዱላሂያን፥ እቲ ማዕቐብ ዝተነበረሎም ትካላትን ውልቀ ሰባትን ግብረራዕዲነትን ግብረ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኢትዮጵያ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብምዝታይ፥ እቲ ትካል እዋናዊን…