Fana: At a Speed of Life!

ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ “ንኢትዮጵያ ደው እብል ድምፀይ ኣስምዕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥  ማሕበራት ሙያ ፣ ሲቪክ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ቤት ትምህርቲ መማዕበሊ ተውህቦ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ቡራዮ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መማዕበሊ ተውህቦ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ተውህቦኦም ዘርእይሉ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ተምህርቲን…

ምዕራባዊያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታዊነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰኑ ምዕራባዊያን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታዊነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን፣ ትውልደ-ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ይሳተፉ…

ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረፃ ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ሊዝ ትረስ ስልጣነን ለቒቐን። ሊዝ ትረስ ቅድሚ 44 መዓልታት ቀዳማይቲ ሚኒስትር ብሬታኒያ ብምዃን ምምራፀን ይዝከር። እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር፥ “ናብ ስልጣን ዝመፃእኹ ኢኮኖሚያዊን ዓለም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ጣና ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ምምፅኦም ይዝከር።…

ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሓ ኣብ ዓለምለኸ ዉድድር ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሓ ኣብ ዓለምለኸ ዉድድር ተዓዊቱ ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሕ ዝተግበረቶ ሰናይ ተግባር ኣብ…

ከተማ ናይሮቢ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ፈላመይቲ ኣውቶብስ ኣፋሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይሮቢ ብኤሌክትሪክ ትሰርሕ ኣብታ ሃገር ፈላመይቲ ዝኾነት ኣውቶብስ ኣፋሊጣ። እታ ከተማ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ እትሰርሕ ኣውቶብስ ምጥቃም ምጅማራ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ  ከምዘለዎ ተገሊፁ። ኣብ ናይሮቢ ዝነበር ሮም ዝተብሃለ ኩባኒያ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ…

ስለ ምንታይ ንድቅስ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ክሳብ ሐዚ  ነዚ ሕቶ ዝኸውን ውዱእ መልሲ የብሎምን። ግን ክኣ ድቃስ ሓንጎል ንዝኽርታት ከሰላስል ከም ዝሕግዝን ንስምዒት ምትኳርን ስርዓት ምሕቓቕ መግብን ኣብ ምዕባይ ከም ዝሕግዝ ንፁር’ዩ። ብተወሳኺ ድቃስ ሓንጎልና ካብ ብኽነት…

ኣብ ክልል ደቡብ ልዑል ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዑል ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ፈፀምትን ትካላትን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል…