Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ፕላንን ልምዓትን መሪሑ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ፈላማይ ስሩዕ ኣኸብኡ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ዘካየዶ ኣኼባ ቶም ረቀቕቲ ኣዋጃት ብዝምልከት ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ሕቶታት…

ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት ምትግባሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት(Cloud based Contact center Solution)  ምትግባሩ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ማእኸል ንዓማዊል ዝሓሸ ኣገለግሎት ዝወሃበሉ ኢዩ ኢለን።…

ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ቁፅሪ ኣለዎ ዝብልኡ ልውውጥ እሱራት ኣካይደን። ሩሲያ 108 ደቂ ኣኒስቲዩ ናይ ዩክሬን ወታደራት ሰዲዳ። ዩክሬን ድማ ብኣብዝሓ ስቪላት ዝኾኑ 110 ሩሲያውያን ከምዝሰደደት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ሩሲያ ኣፍሊጡ።…

ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ሎሚ መዓልቲ መበል ሻድሻይ ካልኣይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ መኽፈቲ ስነስርዓት ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘቕረብኡ መኽፈቲ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ድጋፍ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወረዳ ወልቃይት ፀገዴ ብክላስተር ኣብ ዝለመዕ ዘሎ ዓይኒ ዓተር ዑደት ገይሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት፥  ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ሉእላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር መንግስቲ ኢትዮጵያ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ትካላት ፌዴራልን ዓበይቲ መሰረተ ልምዓትን ናይ ምሕላው ግዴታ ከምዘለዎ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉእላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር መንግስቲ ኢትዮጵያ መዕርፎ ነፈርቲ፣ ትካላት ፌዴራልን ዓበይቲ መሰረተ ልምዓትን ናይ ምሕላው ግዴታ ከምዘለዎ ገሊፁ። ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝካየድ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ ብዝምልከት ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን…

መንግስቲ ሱዳን ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድኡ ዝኾኑ ይኹኑ ተግባራት ተሓባባሪ ኣይኸውንን-ሓላፊ ኢጀንሲ ሓበሬታ ሱዳን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሱዳን ህዝብን መንግስቲን ኢትዮጵያ ኣብ ዝጎድኡ ዝኾኑ ይኹኑ ተግባራት ተሓባባሪ ኣይኸውንን ክብሉ ሓላፊ ኢጀንሲ ሓበሬታ ሱዳን  ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ዓሊ ኣሕመድ ገሊፆም። ሜጀር ጀኔራል መሓመድ ዓሊ ምስ ሓለፍቲ መረዳእታን ድሕንነትን…

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ገዝኣት ሲንድ ብሓደጋ ውሑጅ ንዝተጎድኡ ፓኪስታናያዊያን ሰብኣዊ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ኣብ ገዝኣት ሲንድ ብሓደጋ ውሑጅ ንዝተጎድኡ ፓኪስታናያዊያን ሰብኣዊ ሓገዝ ገይሩ። ኣምባሳደር ጀማል በከር ንልዕሊ 8 ሺሕ ተጎዳእቲ ኢዮም ሓገዝ ገይሮም። እቲ ደገፍ፥ ምግቢ፣ መድሓኒት፣ መፅለሊን ምግቢ ተንከፍ…

መበል 41 መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 41 ስሩዕ ሓፈሻዊ መንፈሳዊ ሰበካ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ኣፍሪካ ፓትሪክ የሱፍ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምዝታዮም ኣብ…