Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 2015 ዓ.ም ሓፈሻዊ ዓመታዊ ዕብየት ናብ 7.5 ሚኢታዊ ንክበፅሕ ትልሚ ብምሓዝ ይስራሕ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዴሞክራያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ካብ ኣባላት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ መብርሂ ክህቡ ኢዮም። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዴሞክራያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ…

ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኬኒያ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ዑደት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኬኒያ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ኣገልግሎት ዳይሬክተር ደሕንነት ወፃኢ ዶ/ር ሰይፍ ሳሊም ሱለይማን ዝመርሕዎ ጉጅለ ልኡኽ ኢዩ ዑደት ገይሩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ኣብ…

እቲ ስምምዕ ሰላም ብዝተተለመሉ መገዲ ንክፍፀም መንግስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፈጸመ ስምምዕነት ሰላም ብዝተተለመሉ መገዲ ንክኸይድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ዘለዉ ኣብዝሓ ከባቢታት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። <span;>ኣብቲ ዑደት ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ሚኒስትራትን እውን ከምዝተሳተጉ ተገሊፁ። <span;>እዋናዊ ሓበሬታ…

“ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣቢሲኒያ “ኣሚን ኣዋርድ” ዝተብሃለ ውድድር ምህዞ ስራሕ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ውድድር ኣብ ባንኪ ኣቢሲንያ ብዘይወለድ ኣገልግሎት ባንኪ ዝተዳለወ ኢዩ። መበገሲ ፋይናንስ ንዝሰኣኑን ሓሳብ ስራሕ ንዘለዎምን መናእሰይ ካብ 200 ሺሕ ክሳብ 1…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዕጡቓት ሓይሊታት ዕጥቆም ብምፍታሕ ናብ ማሕበረሰብ ንክሕወሱ ዘኽእል ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 15 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝምልከት፥  ኣብ ኩሉ ከባቢታት እዛ ሃገር…

ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካቢ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ መስፍን ኣርአያ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተርኪ ዘቲዮም። እቲ ኤምባሲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘስፈሮ መልእኽቲ፥ እቶም ተዛተይቲ ኣብ ክሊ ምንቅስቓስ ስራሕ እቲ ኮሚሽን ተላዚቦም ኢሉ። ብፍላይ ኣብ…

ዩኒቨርሲቲ ወሎ  1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ  ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 394 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቶም ተምሃሮ ብስሩዕ፣ ክረምታዊን ርሕቐትን ትምህርቲ ዝተኸታተሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ኣብ ኮምቦልቻ ቴክኖሎጂ ኢንስቲቲዩት ዓውዲ ኢንጅነሪንግ ዘሰልጠኖም…

ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። እቶም ዕላዊ ስርሖም ዝጀመሩ ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ማይካድራ፣ ሑመራ፣ ቃፍታ ፣ ኣውሮራ፣ ዳንሻ፣ ዓዲ ረመፅን ከተማ ንጉስን ምዃኖም ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ…