ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ Desta Nov 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ። ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ርባዕ ዓመት 2015 ዓ.ም ካብ ዳያስፖራ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተረኺቡ። እቲ ዲያስፖራ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝለኣኾ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ኢዩ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተቐማጢ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ካብ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዕደና ምዘና ዕደናን ቤተ ፈተነ ምርምርን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኤስ ጂ ኤስ ግሩፕ ከቲሙ። እቲ ቤተ ፈተነ ብ2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ከምዝህነፅ ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም። እቲ ማእኸል፥ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረተሰብ ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃም ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት ጥንቃቐ ንክገብር ፃውዒት ቀሪቡ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ስልኪ ብምድዋልን ዝተፈላለዩ ብልሓታት ብምጥቃምን ገበናት ካብ ዝፍፅሙ ውልቀሰባት ጥንቃቐ ንክገብር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣብታ ከተማ ስልኪ በምድዋል ሎተሪ በፂሑኩም፣ ሲስተም ተመዓራሪ ኢና፣ ዓቕሚ ሞባይል ካብ 4 ጂ ናብ 5ጂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ እቲ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን ፌዴሪኢ ምስ ሓለፍቲን ሰሙያን ኮሙኒኬሽን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዘድሃበ ዘተ ኣካይዱ። እቲ ዘተ፥ ትካላት ኮሚኒኬሽን መንፈስ ስምምዕነት ሰላም ብምስዓብ ሓበሬታታት ተበፃሒ ኣብ ምግባር ዝጠመተ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 1 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገለግሎት ተስፋሁን ጎበዛይ፥ እቶም መፃሕፍቲ ብበዝሒ ኣብ ዕዳጋ ዘየለዉ፣ ንመፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘገለግልን ትምህርታዊ ትሕዝቶ ዘለዎምን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ባይደንን ዢን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ክዛተዩ ኢዮም Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ንፈለማ እዋን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ንፈለማ እዋን ብኣካል ብምርኻብ ክዛተዩ ኢዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ዝመፅእ ሰኑይ ኣብ ባሊ ኣብ ዝካየድ ዋዕላ ሃገራት ጉጅለ 20 ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ- ዶ/ር ሊያ ታደሰ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሞያ ጥዕና ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ኣሰራርሓታት ምሕጋዝ ነቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ረብሕኡ ልዑል ኢዩ ከብላ ሚኒስቴር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዓውዲ ጥዕና ብሓይሊ ሰብ፣ ብቕዓትን ምምሕዳርን ብመፅናዕቲ ብምድጋፍ ንምምሕያሽ ዘኽእል መድረኽ ዘተ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ምስ 8 ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብ ከባቢታት ሰበኽ ሳግምን ክፋል ሰበኽ ሳግምን ምስ ዝርከቡ ሸሞንተ ዩንቨርስቲታት ይዝቲ ኣሎ። እቲ ሚኒስቴር ምስ ዩንቨርስቲታት ጎንደር፣ ጋምቤላ፣ ሚዛን ቴፒ፣ ቡሌ ሆራ፣ ጂንካ፣ ሠመራ፣ ጅግጅጋን ኣሶሳን ኢዩ ዝዝቲ…