ዝንቕ ፋና 1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጡ ክብረወሰን ዝሰበረ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብነፍስሄር ተሓጋጋዚ መስራቲ ማይክሮሶፍት ፖል ኣለን ዝውነኑ ስእልታትን ቅርጻታትን ክብረወሰን ብዝሰበረ ዋጋ 1.5 ቢልዮን ዶላር ተሸይጦም። እቲ መሸጣ ኣብ ታሪኽ እቲ ዝዓበየ ሓራጅ ስነ-ጥበብ ከምዝኾነ እቲ ኣብ ዓለም ብቀጥታን ብኢንተርኔትን ብዘካይዶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ንኣገልግሎቱ ዝምጥን ጠመተ ከምዘይረኸበ ተገሊፁ Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ልምዓት ሓይሊ ሰብ፣ ምውፋር ስራሕን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ንኣገልግሎቱ ዝምጥን ጠመተ ከምዘይረኸበ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ትሕቲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ኮሌጃትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ነዊሕ እዋን ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሼክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ዕብየትን ምዕባለን ዝፀንዕ ንፋስ ሰላም እንትነፍስ ጥራሕ እዩ-ዶክተር ኣብረሃም በላይ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ዕብየትን ምዕባለን ዝፀንዕ ንፋስ ሰላም እንትነፍስ ጥራሕ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራሕ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዘለዋ ቁርፀኝነት ገሊፃ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብብርኪ ዓለም ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዘለዋ ቁርፀኝነት ኣብ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፃ። ኣብ ግብፂ ሻርማል ሼክ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ እቲ ጉባኤ ኣብ ምክልኻል ለውጢ ክሌማ ዘለዋ ተመክሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝውዕል ደገፍ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝተቛረፀ ኣገልግሎት ጥዕና መጅማር ዘኽእል ደገፍ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ደገፍ መጀመሪን ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚን ንክሰርሕ ንዩኒሴፍ ኢዩ። ናብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቲየን Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ምስ ኣባላት ቦርድን ኣመራርሓ ኣፈፃሚ ስራሕን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ልምዓት ኣባይቲን ካልኦት ስራሕቲ ልምዓትን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ምልዛበን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕልቲ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ይኽበር ኣሎ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መዕልቲ መናእሰይ ኣፍሪካ “ንቑሕ ተሳትፎን ኣካታትነትን መናእሰይ ንልምዓት ስብእና ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚ ማዕልቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ ምኽባር ተጀሚሩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ሓላፊ ዴስክ ተሳትፎን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማስተር ፕላን ብሄራዊ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዕላዊ ኮይኑ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ 30 ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ማስተር ፕላን ብሄራዊ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ እቲ ማስተር ፕላን ንዓውዲ ትራንስፖርት ብምዝማን ኢኮኖሚ ሃገር ንምዕባይ ተሓሲቡ ዝተፀንዐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰባኣዊ ሓገዝ ብህፁፅ ንምብፃሕ ዝሕግዙ 4 ጉጅለታት ተጣይሾም ስራሕ ተጀሚሩ-መንግስቲ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስራሕ ኢትዮጵያ ሰባኣዊ ሓገዝ ብህፁፅ ንምብፃሕ ዝሕግዙ 4 ጉጅለታት ተጣይሾም ስራሕ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኮሚኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ፥ እቲ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ…