ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ዕላማ ዝገበረ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ኢትዮጵያ ካርቱም ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ብሚኒስትር ዴኤታ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ሙሳ ኣሕመድ ዝምራሕ እንትኸውን፥ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝህልዎ ፃንሒት ሕውነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 214 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ገይሩ። እቲ ደገፍ ሓለላፊት ፋይናንስ እታ ከተማ ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ንሚኒስትር ዴኤታ ማርታ ሊዊጂ ኣረኪበን። ወይዘሮ ነጂባ ኣክመል ÷ ሰራዊት ሰዓራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ክብሪታት ብሙዚቃ ምግላፅ ዕላማ ዝገበረ ኮንሰርት ሙዚቃ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ክብሪታት ብሙዚቃ ምግላፅ ዕላማ ዝገበረ ኮንሰርት ሙዚቃ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ክካየድ ኢዩ። እቲ ኮንሰርት 5 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድን ሻኩራ ፕሮዳክሽንስ ምስ ሜላ ኢቨንትስ ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ ምድላው ገዲም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይነግድ ኣሎ-ኣብ ዲላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይነግድ ኣሎ ክብሉ ኣብ ዲላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኘገሊፆም። ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ተሳተፍቲ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣባል ሃገራት ኔቶ ንዩክሬን ሓገዝ ኣፅዋር ምክልኻል ሚሳይል ንምሃብ ቃል ኣቲየን Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባል ሃገራት ኔቶ ንዩክሬን ሓገዝ ኣፅዋር ምክልኻል ሚሳይል ንምሃብ ቃል ኣቲየን። እተን ሃገራት፥ ሩስያ ኣብ ልዕሊ ከተማ ኪቭ መጥቃዕታት ሚሳይል ድሕሪ ምፍፃማ እተን ኣባል ሃገራት ኔቶ ንኪቭ ምዕቡል ኣፅዋር ምክልኻል ኣየር ክህባ ምዃነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቱ ክሳለጥ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ጥቅምት 3 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቱ ክሳለጥ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ እቲ ፎረም ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ከምኡውን ጉዳያት ፀፅታ ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢሚሬትስን ንእዋናዊ ሃገራዊ ፃውዒት ልዕሊ 303 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይን ሰሜን ኢሚሬትስን መንግስቲ ንዘቕረቦ እዋናዊ ሃገራዊ ፃውዒት ዝውዕል ልዕሊ 303 ሺሕ ዶላር ተኣኪቡ። መንግስቲ ዘቕረቦ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሚሲዮናት ፌዴሪኢ ስራሕቲ ምትእኽኻብ ሃፍቲ ኣጠናኺሮም ይቕፅልሉ…
ጥዕና ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን መናእሰያትን ብምውዳድ ክሰራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥዕና ኣዴታት፣ ህፃናትን መናእሰያትን ሎሚ ቀዳማይ ኣንፈት ትኹረት ብምዃኑ ኩሎም ሰብ ግደ ብውህደት ክሰርሑ ከምዝግባእ ተገሊፁ። ዳይሬክቶሬት ጥዕና ኣዶታተትን ህፃናትን፤ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምስ ቢሮ ክልላት፣ ሰብ ግደን ትካላት ሲቪልን እናሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ነናብ ከባቢኦም ይምለሱ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ ዝወሰዱ ተምሃሮ ነናብ ከባቢኦም ይምለሱ ከምዘለዉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቶም ተፈተንቲ ተምሃሮ ክወስድዎ ዝፀንሑ ስነስርዓት ፈተና ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዩ ነናብ ከባቢኦም ዘምለሱ ዘለዉ። እቶም ማእኸላት ፈተና ዝነበገሩ…
ቢዝነስ ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ Desta Oct 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት…