Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ምስ ሓጋዚ ዳይሬክተር ኤፍ ቢ ኣይ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣይተ ኣለምኣንተ ኣግደው ምስ ሓጋዚ ዳይሬክተር ኤፍ ቢ ኣይ ራይመንድ ዱዳ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲአን ሃገራት ናይ ሓባር ሕጊን ጉዳያት ፍትሒን ዝጠመተ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ኣይተ ኣለምኣንተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ…

ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ዘፋልጥ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ንዓለም ዘፋልጥ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብቲ ዓለም ለኸ ማዕድንን ቴክኖሎጂን ኤክስፖ "Mintex”፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወቅር ዘውዴ፣ ሚኒስትር ማዕድን  ኢንጂነር ታከለ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ፈላማይ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ተወከልቲ ክልልት ይሳተፉ ኣለዉ። ናይ 100 መዓልታት ትልምን ኣፈፃፅምኡን በምቕራብ ክፀድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ትልሚ 2015 ዓ.ም ብዘምልከት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ሕድሳት ታሴራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ሕድሳት ታሴራ ተጀሚሩ። ምስቲ ኣገልግሎት ብምዝማድ ዝነበሩ ፀገማት ብምእራም ሎሚ መዓልቲ ዳግም እቲ ሕድሳት በዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና"Mintex”  ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ። እቲ ኤክስፖ ካብ  ካብ ሎሚ ጀሚሩ በክሳብ 3 ሕዳር 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ተገሊፁ። ልዕሊ 270 ኩባኒያታት ውሽጢ ዓዲን ከምዝሳተፉ ተሓቢሩ። ካብ ወፃኢ ዝመፅኡ…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ የካይዱ ኣለዉ። ኣብቲ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሀሰንን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሐ ክልልን ዞባታትን ተረኺቦም። እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ…

ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ዝሃበ ኢዩ- ምሁራት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ስምምዕ ሰላም ንኢትዮጵያ ዲፕሎማሲያዊ ዓወት ከምዝሃባ ምሁራት ሕግን ፖለቲካዊ ሳይንስን ገሊጾም። ውሽጣዊ ዘይምርድዳእ ንግዳማዊ ተቓላዕነት ከምዘሳጥሕ ዘመላኸቱ እቶም ምሁራት፡ እቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ካብ ተቓላዕነት ከም ዝንኪ ገሊፆም። ተንታኒ…

ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ኣብ ዝገበሮ መበል ካልኣይ ዓመት ሓምሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ሙዚየም ዓድዋ በዝምልከት ብምዝታይ ኢትዮጵያዊያን ተወኪሎም እታዎት ንክህቡ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ኣብ ድሬዳዋ ከተማ ተፈፂሙ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብ ኣብኡ ኣይተ መሓመድ ሙሣን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ፋጡማ ዓሊ ኣብ 1940 ዓ.ም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ  ገንደ ቆሬ ከምዝተወለደ ታሪኽ ህይወቱ ይገልፅ። ኣብ…

ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊ ኣሊ ቢራ ብስራሕቱ ህያው ኮይኑ ክነብር ኢዩ ክብላ  ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ…