ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሽዓተ ትካላት ሚኒስቴር ግብርና ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን። እቲ ደገፍ ዘረከቡ ሚኒስትር ዴኤታን ተወካሊ እቲ ሚኒስቴርን እያሱ ኤልያስ፥ እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብጥረ ገንዘብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ ፈላማይ ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ዕላታዊ ኣጀንዳታቱ ብምፅዳቕ ዘትኡ ቀፂሉ ኣሎ። ኣብቶም ዝቐረቡ ኣጀንዳታት ብዝርዝር ድሕሪ ምዝታይ ከምዘፅድቖም ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረከብናዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም Desta Oct 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መበል ሳልሳይ ወርሒ ብሄራዊ ድሕንነት ሳይበር ኣጀሚሮም። እቲ ኩነት ብዝምልከት ዝተሰናደአ ዓውደ ርእይ አውን መሪቖም ከፊቶም። እቲ ዓውደ ርእይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መኽፈቲ መድረኽ መደረ ዘስምዓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ 2014 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነስርዓት ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ጀሚሩ Desta Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ጀሚሩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ፌዴሪኢ ሎሚ ክካየድ እዩ Desta Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓባራዊ መኽፈቲ መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ካልኣይ ዓመት ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ፡፡ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ ዘበን ስራሕ ዝሓለፈ ዓመት 2014 ዓ.ም ዛዚሞም ኣብ 2015 ዓ.ም ካልኣይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ኣሎ Desta Oct 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ሃዋሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መጉዳእቲ ዘጋጠሞም ተምሃሮ ክትትል ሕክምና ይግበረሎም ከምዘሎ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሎሚ ንጎሆ ኣብቲ ዩንቨርስቲ ዝፍተኑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ክልተ ካምፓሳት እቲ ዩንቨርስቲ ዘራኽብ ቢንቶ ብምፍራሱ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ተኸቢሩ Desta Oct 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆራ ኣምቦ ድሕሪ 150 ዓመታት ንፈለማ እዋን ሎሚ መዓልቲ ኣብተታከተማ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣካቢ ኣባ ገዳ ቱለማን ኣባገዳታት ኦሮሚያን ኣባ ገዳ ጎበና ሆላ ሓዊሱ ካልኦት ኣጋይሽ ተረኺቦም። እቲ በዓል ድሕሪ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ Desta Oct 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝኸውን ደገፍ ዝተኣኻኸበሉ መድረኽ ተሰናዲኡ። እቲ መድረኽ “ድር ቢያብር አንበሳ ያስር” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣገልግሎት ዲያስፖራ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ መድረኽ ኣብ ካናዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Oct 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳራት ዝተፈላለያ ክልላት መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ጌትነት፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣…