Fana: At a Speed of Life!

መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋፅ ደው ኣየብለናን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ ምርግጋፅ ደው ኣየብለናን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ናብ ፋና ብድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ሆሮጉድሩ ወለጋ ኣብ ለዕሊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፍሪያት ሰርናይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዘሎ ፍሪያት ሰርናይ እወንታዊ ጅማሮ ከምዘለዎ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ድምር ውፅኢት ልዑል ውፅኢት ከምዘርከብ…

ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ደገፉ ክብ ንምባል ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ደገፉ ክብ ንምባል ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን መስ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ማርቲን ግሪፍትስ ተዛቲዮም። ኣይተ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብኢኮኖሚ ንምትእስሳር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ብኢኮኖሚ ንምትእስሳር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣሕመድ ሽዴ ብተተካኢ ምክትል ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን  ታባን ዴንግ ጋይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም፥ ክልቲአን ሃገራት…

ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘይእመን፣ ሙያዊ ኣካይዳ ዘይተኸተለን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ኢዩ- ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘይእመን፣ ሙያዊ ኣካየዳ ዘይተኸተለን ፖለቲካዊ ዕላማ ዘለዎን ኢዩ ክብሉ ቀዋሚ መልእኽተኛ ኢትዮጵያ ኣብ ጄኔቫ ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ገሊፆም። ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝካየድ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ቤት…

ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረቦ ፀብፃብ ከምዘይቕበልኡ ብዙሓት ሃገራት ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረቦ ፀብፃብ ከምዘይቕበልኡ ብዙሓት ሃገራት ገሊፀን። መበል 51 ስሩዕ ኣኼባ ሰብኣዊ ቤት ምኽሪ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ካብ 2 መስከረም ጀሚሩ ኣብ ጄኔቫ ይካየድ ከምዘሎ ይፍለጥ። እቲ ቤት…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መስቀል ክብሩ ሓሊዩ ንክኽበር ሕብረተሰብ ክተሓባበር ሓቲተን

ኣዲስ ኣበባ ፣ መስከረም 12 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል መስቀል ክብሩ ሓሊዩ ንክኽበር ሕብረተሰብ ክተሓባበር ሓቲተን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዋናዊ ኩነታትን በዓል መስቀልን ዝጠመተ ህዝባዊ ዘተ ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማ ተሳሊጡ። ኣብ ክፍለ ከተማ…

ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ -ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኢትዮጵያ ምስ ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብን ሕብረት ኣውሮፓን ዘለዋ ርክብ ንምጥንኻር ቁርፀኛ ኢያ  ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ጎኒ ንጎኒ ሓፈሻ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ…

ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ስነ ምግባር ሙያ ዘይብሉ ኢዩ- ተመራማሪ ዶ/ር ዳርእስከዳር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝወፅአ ፀብፃብ ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ስነ ምግባር ሙያ ዘይብሉ ኢዩ ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መራሒ ኢንስቲትዩት ጉዳይ ወፃኢ ተመራማሪ ዶ/ር ዳርእስከዳር ታዬ ገሊፆም። ዶክተር ዳርእስከዳር ታዬ፥ ሰብኣዊ…

ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን

ለኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ልውውጥ ሙርኮኛታት ኲናት ኣካይደን። እቶም ሙርከኛታት ቁፅሮም ኣስታት 300 ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ካብ መንጎ እቶም ሙርከኛታት እቶም 10 ምስ ዩክሬን ብምስላፍ ዝዋግኡ ዝነበሩን ናይ ካሊእ ሃገር ወተሃደራት ከምኡውን ላዕለዎት…