Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮምን ሚኒስቴር ንግድን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ክፍሊት ኣገልግሎት ምዝገባን ፍቓድን ኦላይን ብቴንብር ንምግባር ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ዓማዊል ብቴምብር ኣቢሎም ብዘይምንም ተወሳኺ ወፃኢ ክፍሊቶም ኣብ ዘለውዎ…

መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝምልከት ዝተዳለወ ምርኢት ስእሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዝምልከት ዝተዳለወ ምርኢት ስእሊ ተኸፊቱ። መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፅባሕ ዝኽበር አንትኸወን፥ እቲ ዕለት ዝጠመቱ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ይትግበሩ ኣለዉ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝሳለጥ ዘሎ መርኢት ስእሊ፥…

ኣብ ሊባኖስ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ኣብ ፀገም ዝነበሩ 36 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ተመለስቲ ኣብታ ሃገር ዝተፈላለዩ ፀገማት ኣጋጢሙዎም ኣብ መዓስከር ኮሚኒቲ ማሕበር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ኢትዮጵያ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ሚኒስትራተን ብምዃን ኢዮም ናብታ ከተማ ተጓዒዞም። እቶም ልኡኻት ጅማ እንትበፅሑ ሓለፍቲ…

ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ንኢትዮጵያ ደው እብል፤ ድምፀይ ኣስምዕ” ብዝብል መሪሕ ቃል ነበርቲ ፍሉይ ዞን ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊኔ ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዘውግዝ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ነበርቲ ከተማታት ቡራዩ፣ ሱሉልታ፣ ገላን፣ ሰበታን ካልኦት…

ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ጅማን ከባቢኣን ኢድ ኣእታውነት ምዕራባዊያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ ካብ ንጎሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ጅማ ይግበር ኣሎ። እቶም ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህልውና ሃገር ንምኽባር…

ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣሰላ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወምን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ህዝባዊ ሰልፊ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ዞባ ኣርሲን ከተማ ኣሰላን ከባቢኣን  ዝተውፃእፅኡ ኢዮም። ኣብ ልዕሊ…

ኣብ ከተማ ኣምቦ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ንምስላጥ ነበርቲ ይጓዓዙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣምቦ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ንምስላጥ ነበርቲ ይጓዓዙ ኣለዉ እቲ ሰልፊ “ንኢትዮጵያ ደው እብል ድምፀይ ኣስምዕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። ዕላማ እቲ ሰልፊ ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት…

ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ “ንኢትዮጵያ ደው እብል ድምፀይ ኣስምዕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥  ማሕበራት ሙያ ፣ ሲቪክ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ቤት ትምህርቲ መማዕበሊ ተውህቦ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ቡራዮ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መማዕበሊ ተውህቦ መሪቖም ከፊቶም። እቲ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ተውህቦኦም ዘርእይሉ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ተምህርቲን…