ዓለም ለኻዊ ዜናታት ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ቀሪቡ Desta Sep 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ማኪ ሳል ማሕበረሰብ ዓለም ንኣፍሪካ ናብ “ዝሑል ኲናት” ንከየእትዋ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ማኪ ሳል ነዚ ዝበሉ ኣብ ኢውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ይሳተፉ ኣለዉ Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ጉባኤ “ለውጢ ትምህርቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ ምስ ኣባላት ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓ ተመያይጠን። እቲ ሚኒስቴር፥ ኣብ ሓለዋ ማሕበራዊ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዮ፣ ህፃናት፣ መናእሰይ፣ ጉድኣት ኣካል፣ ኣረጋውያን፣ ስደተኛታትን ተመለስቲ ስደትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ዝተፈፀሙ ገበናት ጠሚቱ ክካየድ ዝፀንሐ ከይዲ ምርመራ ብኣብዝሓ ተዛዚሙ። ኣብ ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብዘጋጠመ ጎንፂ ምስ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ብምዝማድ ዝተፈፀሙ ገበናት ምስ ምፅራይ፣ ተጎዳእቲ ምስ ምሕላውን ምድጋፍን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕናን እፅዋትን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ለውጢ ክሌማ ኣብ ልዕሊ ጥዕና ደቂ ሰባትንን እፅዋት ከተማን ጉድኣት የብፅሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ዓውዲ ዝተገበረ መፅናዕቲ፥ ኣብ ከተማ ዝተተኸሉ ዓሌታት እፅዋት ክንክን ንክግበርን ኣብ ቀፃሊ ድርቂ ምፅዋር ዝኽእሉ እፅዋት ንክትከሉን ይምዕድ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ለውጢ ትምህርቲ ኣብ ዝመክር ጉባኤ ብቨርችዋል ኢንተርኔት መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ ንናይ ሓባር ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምጥንኻር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ሱዳን ተጀሚሩ Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምጥንኻር ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ሱዳን ተጀሚሩ። መፃኢ ትውልዲ ሓድነት ኣፍሪካ ንከጠናኽር ዝዓለመን ኢትዮጵያ እተሰናድኦን ኣብ ዝተፈላለዩ ኤምባሲታት ዝካየድ መድረኽ ሕውነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤምባሲ ሱዳን ይካየድ ኣሎ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳኅለወርቅ ዘውዴ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ካልአይቲ ተረኺበን። እተን ፕሬዚዳንት ትማሊ ናይ ብዙሓት ሃገራት ርእሳነ ብሄራት፣ መራሕቲን ቤተሰብ ንጉሳዊያንን ኣብ ዝተረኸብሉ ቀብሪ ኢየን ተረኺበን። ን70…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ብኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ብዝበለፀ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን Desta Sep 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ተዛቲዮም። ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ዘለዉ ኣይተ ደመቀ መኮነንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ Desta Sep 19, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ክልል ዞባ ምዕራብ ኣርሲ፣ ወረዳ ኣዳባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ኣዳባ ናብ ከተማ ላጆ እትጓዓዝ ዝነበረት ኣይስዙ ዝዓይነታ ማእኸላይ መጓዚያ ህዝቢ፥ ብዘጋጠማ ናይ ምግልባጥ ሓደጋ…