ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሓድነት ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ Desta Sep 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝኽበር “መዓልቲ ሓድነት” ብሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተኸቢሩ። “እንትንሓብር ንምዕርግ” ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሓድነት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2015 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Desta Sep 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2015 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ርስቱ ኣብ መልእኽቶም፥ “ሓድሽ ዓመት ንዕብየት ሃገርና ንተግሀሉ፣ ንዝተፀገሙ ወገናት ንሕግዘሉን ናይ ሓድነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝዳለዉ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Sep 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖት ጉልባብ ብምግባር ንተግባር ግብረ ራዕዲ ዝዳለዉ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ቦሌ ቡልቡላ ኣብ ዘዳለውዎ ገዛ ብዘይሕጋዊ መገዲ ሰባት ብምውዳብ ወተሃደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም Desta Sep 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን 5፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ ዝሓለፈ ዓመት እንትንሓስብ ብብዙሕ እወንታዊን እኩይን ኣጋጣሚታት ተመሊኡ ኢና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኦሮሚያ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ልዕሊ 101 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ብሓላፊት ቢሮ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ መስከረም ደበበ ኣቢሉ ንሚኒስትር ዴኤታ መከላከያ ማርታ ሉዊጂ ተረኪቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ጎኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰለፋ መራኸብቲ ሓፋሽ ነቲ ጎንፂ የጋድድኡ ኣለዋ” – ኣልስተር ቶምሰን Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጎኒ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተሰለፋ ዝተወሰና ዓለም ለኸ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝቐፀለ ጎንፂ የጋድድኡ ኣለዋ ክብል ኒውዝላንዳዊ ጋዜጠኛን ተንታኒ ጂኦፖለቲካን ኣልስተር ቶምሰን ገሊፁ። እተን መራኸብቲ ሓፋሽ ንግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርቲስታት 5 ጳጉመን ንዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ዝኸውን ክሊፕ ሙዚቃ ብምስራሕ ኣረኪቦም። እቲ ኣልበም ሙዚቃ፥ “እንትንሓበር ከምሕረልና” ዝብል ርእሲ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። እቶም ስነ ጥበበኛታት፥ ብዛዕባ ሓድነት፣ ሰላም፣ ፍቕሪን ምትሕስሳብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህዝቢ ትግራይ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ኣሎ-ምሩኻት Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ትግራይ ተባሂሉ ዝኣተወ ሓገዝ እኽሊን መድሓኒትን ንጉጅለ ዕጡቕ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ይውዕል ከምዘሎ ኣብ ግንባር ወልቃይት ኢዶም ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሃቡ ዕጡቓት እቲ ጉጅለ ኣቃሊዖም። ንፁሃን ብግፍዒ ምቕታል፣ ንብረት ምዝማት፣ መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ኣብዑር ገይሮም Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዞባታት ጉራጌን ጎፋን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ 626 ኣብዑር ገይሮም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ዞባ ጉራጌ ኣይተ ክፍሌ ለማ፥ ገብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሀዝቢ እቲ ዞባ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ከምዝተሰለፈ ገሊፆም።…
ቴክኖሎጂ ኣፕል ምስ ሳትላይት ምርኻብ ዘኽእል ኣይፎን 14 ኣላልዩ Desta Sep 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፕል ብህፁፅ ምስ ሳተላይት ክራኸብን ሓደጋ መኪና ከለልን ዝኽእል ቴክኖሎጂ ዝተገጠመሉ ኣይፎን 14 ብወግዒ ኣላልዩ። እቲ ኩባንያ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ቀንዲ መደበሩ ኩፐርቲኖ ኣብ ዘካየዶ ፅምብል፥ ምዝርጋሕ ኣርባዕተ ዓይነት ኣይፎን 14 ኣፋሊጡ።…