Fana: At a Speed of Life!

እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ኣብፀሐኩም-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ…

እንኳዕ ንመውሊድ በዓል ኣብፀሐኩም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ መበል 1497 በዓል መውሊድ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መውሊድ ነቢዩ መሓመድ(ሰዐወ)  ዓለም ኣዚያ ተረቢሓ ኢያ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ታሪክ ዓለም ተቐይሩ…

ኢትዮጵያን ጋናን ብመሰረት ፓን አፍሪካኒዝም ፅኑዕ ሕውነት ምፍጣር ክኢለን ኢየን- ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጋናን ብመሰረት ፓን አፍሪካኒዝም ፅኑዕ ሕውነት ምፍጣር ክኢለን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ብኤምባሲ ጋና ኣብ ዝተሰናደአ ምስዮት ሕውነት ኢትዮ-ጋና ዝተረኸቡ እቶም ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ምስ ጋና ብምዃን…

በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 497 በዓል መውሊድ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ልደት ነብዩ መሓመድ(መውሊድ) ኣብ መላእ ሃገር  ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣፋኒየሙዎም። ፕሬዚዳንት…

ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊልያም ሩቶ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ብሞባይል ዝውውር ገንዘብ ንክገብር ብምፍቃዱ ዝተሰመዖም ታሕጓስ ገሊፆም። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ኢንነተርኔት መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ተሳሊጡ።…

ኣገልግሎት ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ምጅማሩ ኣይሲቲ ሞተር ምዕባለ ጉዕዞና ብምግባር ናይ ምንቅስቓስና መርኣያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ምጅማሩ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽን ቴክኖሎጂ ሞተር ምዕባለ ጉዕዞና ብምግባር ናይ ምንቅስቓስና መርኣያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር ኣገልግሎት ኢንነተርኔት መጀመሪ…

ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ዩኒቨርሲቲታት ተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ይቕበላ ኣለዋ። 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ምውሃብ ከምዝጅመር ይፍለጥ። ስለዝኾነ ሎሚ ዘበን ዝወሃብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ዩንቨርስቲታት ንክኸውን…

ብልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀት ክልተ ሜጋ ፕሮጀክትታት ነምጅማር ዘኽእል ክታም ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ብልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ህንፀት ክልተ ሜጋ ፕሮጀክትታት ነምጅማር ዘኽእል ክታም ተነቢሩ። እቲ ሓደ ፕሮጀክት፥ ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራን ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮን ኢዩ ዝህነፅ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ዓቕሚ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ዘዕቢ ድልየት ዝምጥን ኣቕርቦት ንክህሊ ይሕግዝ-ኢ/ር ታከለ ኡማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ፋብሪካታት ካብ ምህናፅ ብተወሳኺ ዓቕሚ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ዘዕቢ ድልየት ዝምጥን ኣቕርቦት ንክህሊ ይሕግዝ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ኢ/ር ታከለ ኡማ ገሊፆም። ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ድሬደዋ ዝርከብን ስራሕቲ ፅገንኡ ዝተዛዘመን ፋብሪካ  …